Archive - 2018

ኣባላት ቤት-ጽሕፈት ጠቕላሊ ኦዲተር ስልጠና ረኺቦም

ቤት-ጽሕፈት ጠቕላሊ ኦዲተር፡ ን32 ኣባላቱ – ካብ ዞባዊ ኣፍሪቃዊ ውድብ ላዕለዋይ ትካል ኦዲት ተዛረብቲ ቋንቋ እንግሊዝ ዝኾና ሃገራት ብዝመጹ ክኢላታት፡ ኣብ ተክኖሎጂ ሓበሬታ ዘተኰረ ስልጠና ሂቡ። ዕላማ ናይ’ዚ ካብ 26 ክሳብ 30 መጋቢት ኣብ ኣስመራ...

ሰ/ቀ/ባሕሪ – ኣብ ምሕደራ ትምህርቲ ዘተኰረ ስልጠና ተዋሂቡ

ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ምስ ክፍሊ ምርምርን ምምዕባል ዓቕሚ-ሰብን ናይ’ቲ ሚኒስትሪ ብምትሕብባር፡ ንርእሳነ-መማህራን መባእታን ካልኣይን ደረጃ፡ ኣብ ምሕያል ምሕደራ ኣብያተ-ትምህርቲ ዘተኰረ ሰልጠና ወዲቡ። ኣብ’ቲ ስልጠና፡ ኣብ ንኡሳን...

ኤርትራ፡ ኣብ ፍሉይ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራትን መንግስታትን ሕብረት ኣፍሪቃ ተሳቲፋ

ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣቶ ኣርኣያ ደስታ ዝመርሖ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ፡ ብ21 መጋቢት ኣብ ርዋንዳ ኣብ ዝተቓነዐ 10ይ ፍሉይ ዋዕላ መራሕቲ ሃገራትን መንግስታትን ሕብረት ኣፍሪቃ ተሳቲፉ። እዚ ፍሉይ ዋዕላ፡ ባይቶ መራሕቲ ናይ’ቲ ሕብረት ኣብ ወርሒ...

Login

Categories