Archive - 2018

ደቡብ – ጨንፈር መጓዓዝያ ሓራት ጠለብ መጓዓዝያ ንምምላስ ይሰርሕ

ኩባንያ መጓዓዝያ ሓራት ጨንፈር ዞባ ደቡብ፡ እናዓበየ ዝመጽእ ዘሎ ጠለብ ኣገልግሎት በብግዜኡ ንምምላስ ብዘካይዶ ዘሎ ጻዕሪ፡ ልዕሊ 90 ዓበይትን ማእከሎትን ኣውቶቡሳት ብምውፋር ይነጥፍ ከምዘሎ ገሊጹ። ሓላፊ’ቲ ጨንፈር ኣቶ ኣሕመድ ዓሊ ሹም ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡...

ማእከል – ቤት-ጽሕፈት ኣታዊ ግብርን ቀረጽን ኣገልግሎቱ ኣመሓዪሹ

ቤት-ጽሕፈት ኣታዊ ግብርን ቀረጽን ዞባ ማእከል፡ ኣሰራርሓኡ ብምምሕያሹ ስሉጥ ኣገልግሎት ይረኽቡ ከምዘለዉ ተገልገልቲ ሓቢሮም። ንሳቶም ንኤሪና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፡ ቅድሚ ሕጂ ዝነበረ ምድንጓያትን ምምልላስን ፍታሕ ብምርካቡ፡ ንተገልገልትን ኣገልገልትን ኣጸጊሙ ዝጸንሐ...

ደገፍ ንግዳያት ማሕበራዊ ሕሰም ውጽኢት ይርከቦ

ግዳያት ማሕበራዊ ሕሰም፡ ካብ ቤተ-ሰቦምን ሕብረተሰብን ከይረሓቑ መነባብሮኦም ከመሓይሹ ዝግበር ናይ ገንዘብን ናውትን ደገፍ፡ ዘተባብዕ ውጽኢት ይርከቦ ከምዘሎ፡ ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ሓቢሩ። እቲ ሚኒስትሪ ንኤሪና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ንግዳያት ማሕበራዊ...

Login

Categories