Archive - 2018

ኣባላት ጉጅለ ባህሊ ‘ኣውካን’ ስልጠና ረኺቦም

ኣብ ቤት-ትምህርቲ ሙዚቃ ኣስመራ፡ ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ብመሳርሒታት ሙዚቃን ጥበባቱን ዝሰልጠኑ ኣባላት ጉጅለ ባህሊ ‘ኣውካን’ ናይ ሓይሊ ባሕሪ፡ ብ14 ሚያዝያ ተመሪቖም። ኣብ’ቲ ስነ-ስርዓት፡ ሰልጠንቲ ብመኰነን ጐስጓስን ሓበሬታን ሚኒስትሪ ምክልኻል ዝተዋሃበ ናይ ድራማ...

ኣቑርደት – ኣብ ኣተገባብራ መደባት ልምዓት ተዘትዩ

ኣብ ኣተገባብራ መደባት ልምዓት ንኡስ ዞባ ኣቑርደት ንምዝታይ፡ ምስ ህዝቢ ርክብ ተኻዪዱ። ኣመሓዳሪ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ኢሳቕ ጥዑም፡ እቲ መደባት – ኣብ ዳሳት ንዘምህራ ዘለዋ ናይ መባእታ ኣብያተ-ትምህርቲ ህንጻታት ምስራሕ፡ ቀጽርታትን ካልእ ትሕተ- ቅርጽን...

ደቡብ – ንምሩጽ ዘርኢ ስርናይ ምድላዋት ይግበር

ኣብ ዞባ ደቡብ – ንኡሳን ዞባታት መንደፈራን እምኒ-ሓይልን፡ ዝሓለፈ ዓመት ተፈቲኑ ጽቡቕ ውጽኢት ዝተረኽቦ ምሩጽ ዘርኢ ስርናይ፡ ኣብ 100 ሄክታር ብጥሙር ማሕረስ ንምዝርኡ ቅድመ-ምድላዋት ይካየድ ከምዘሎ ተሓቢሩ። ክኢላታት ሕርሻ ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፡ እቲ...

Login

Categories