Archive - 2018

ነበርቲ ን/ዞ/ገለብ፡ መደባት ልምዓት ንምዕዋት ድልውነቶም የረጋግጹ

ነበርቲ ንኡስ ዞባ ገለብ፡ በብከባቢኦም ዝሰላሰል ዘሎ ትሕተ-ቅርጺ ሕርሻ፡ ትካላት ማሕበራዊ ኣገልግሎታትን ካልእ ልምዓታዊ ፕሮጀክትታትን ንምዕዋት፡ ካብኦም ዝሕተት ከበርክቱ ዘለዎም ቅሩብነት ኣረጋጊጾም። እቶም ነበርቲ ነዚ ዝገለጹ፡ ብ29 ሚያዝያ ምስ ኣመሓዳሪ ዞባ...

እወታዊ ሸነኻት ‘ልምዳዊ ፍወሳ’ ንምምዕባል ይስርሓሉ

ሚኒስትሪ ጥዕና፡ እወታዊ ሸነኻት ልምዳዊ ፍወሳ ንምምዕባልን ጐዳእቲ ሸነኻቱ ንምእራምን ልዑል ኣተኲሮ ሂቡ ይሰርሕ ከምዘሎ፡ ኣብ’ቲ ሚኒስትሪ ዳይረክተር ሃገራዊ መደብ ምቊጽጻር መግብን መድሃኒትን ኣቶ ኢያሱ ባህታ ገሊጹ። ኣቶ ኢያሱ፡ ልምዳዊ ፍወሳ ብዓለም ደረጃ ቈላሕታ...

ሃ.ኮ.መ.ኤ. – ዓቕሚ ምሕደራ ቦርድ ትካላት ዘበርኽ ሰሚናር ወዲቡ

ሃገራዊ ኮርፖሬሽን መድሕን ኤርትራ (ሃ.ኮ.መ.ኤ.)፡ ዓቕሚ ምሕደራ ብቦርድ ናይ ዝካየዳ ትካላት ዘበርኽ ሰሚናር፡ ብ26ን 27ን ሚያዝያ ኣብ ሆቴል ኣስመራ-ፓላስ ኣካዪዱ። እቲ ኣባላት ቦርድ ናይ’ተን ትካላት ዝተሳተፍዎን፡ ብምትሕብባር ‘Zep RE’ ካብ ዝተባህለ...

Login

Categories