Archive - 2018

ተሰነይ – ዝለምዕ ዘሎ ጣፍ ኣተባባዒ ምዃኑ ተሓቢሩ

ሓረስቶት ንኡስ ዞባ ተሰነይ፡ ኣብ ኣስታት 100 ሄክታር ዘልምዕዎ ዘለዉ ጣፍ ውጽኢታዊ ኮይኑ ከምዘሎ፡ ሓላፊ ቤት-ጽሕፈት ሚኒስትሪ ሕርሻ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ብርሃነ ኪዳነ ገሊጹ። ኣብ’ቲ ከባቢ ዝካየድ ንጥፈታት ልምዓት ጀራዲን መብዛሕትኡ ኣብ ኣሕምልትን ፍረታትን...

ኣቦ-መንበር ሃማመተኤ፡ ኣብ ዓዲ-ቐይሕን ሰንዓፈን ሰሚናር ኣካዪዱ

ኣቦ-መንበር ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተመሃሮን ኤርትራ ኣቶ ሳልሕ ኣሕመዲን፡ ገስጋስ ልምዓታዊ መደባት ብዓጸፋ ንኽስጉም፡ ንጡፍ ተራን ኣበርክቶን መንእሰያት ወሳኒ ምዃኑ፡ ብ1 ግንቦት ኣብ ንኡስ ዞባታት ዓዲ-ቐይሕን ሰንዓፈን ኣብ ዝገበሮ ሰሚናር ገሊጹ። ዕዙዝ...

ጸሮናን እምኒ-ሓይሊን፡ ንጥፈታት ዕቃበ ማይን ሓመድን ተሰላሲሉ

ኣብ 16 ምምሕዳራት ከባቢ – ንኡስ ዞባ ጸሮናን 5 ምምሕዳራት ከባቢ ንኡስ ዞባ እምኒ-ሓይሊን፡ ማይን ሓመድን ናይ ምዕቃብ ኣድማዒ ንጥፈታት ተሰላሲሉ። እቲ ኣብ ንኡስ ዞባ ጸሮና ካብ ወርሒ ለካቲት ዝተዓመ ዕዮ፡ ምምድማድ መሬት ሕርሻን ምስራሕ ዛላታትን...

Login

Categories