ERi-TV Arabic News from Eritrea for May 10, 2018.
Archive - 2018
ብ5 ግንቦት ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ፋንኮ ዘጋጠመ ባርዕ ጫካ፡ ኣብ ጥሪትን ኣግራብን ጉድኣት ኣውሪዱ። በቲ ኣብ ሰዓታት ቀትሪ ዘጋጠመን ጠንቁ ዛጊት ኣብ መርመራ ዘሎን ባርዕ፡ 206 ኣባጊዕ ክሞታ እንከለዋ፡ ኣስታት 16 ሄክታር ዕሙር ኣግራብ ከምእተቓጸለ፡ ኣብ ኮርፖረሽን...
ኣብ ከተማ ኣቑርደት፡ ብሰንኪ ምድፋን ዒላ፡ ምብልሻው መጨንጒዒን እርጋን ሻምብቆታትን ዝተኸስተ ጸገም ዝስተ ማይ ንምቅላል፡ ኣገዳሲ ስጒምቲ ከም እተወስደ፡ ሓላፊ ልምዓት ማይ ንኡስ ዞባ ኣቑርደት ገሊጹ። ኣቶ ብርሃነ መሓሪ፡ ዝኣረገ ሻምብቆታት ከም እተቐየረ፡ ኣብ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ናቕፋ – ኣብ ከባቢ ሩባ ሞዖ ኣብ ዝለምዕ ዘሎ ጀራዲን፡ ሳጋሚ ባርኖስ ቀውዒ ዝተራእዮ ዓፋፉን፡ ብምትሕብባር ሓረስቶትን ክኢላታት ሕርሻን ተማሕዩ ከምእተቓጸለ፡ ወኪል ኤሪና ሓቢሩ። ኣቐዲሙ ብዛዕባ’ቲ ሓደገኛ ባልዕ ንሓረስቶት ዝተዋህበ ሓበሬታ፡...
ኣመሓዳሪ ዞባ ማእከል ሜጀር ጀነራል ሮሞዳን ዑስማን ኣውልያይ፡ ብ7 ግንቦት ምስ ነበርቲ ንኡስ ዞ ኮማት ኣብ ኣተገባብራኡን ብሰፊሑ ዘትዩ። ኣብ’ቲ ዝምልከቶም ሓለፍቲን ኣመሓደርትን ዝተሳተፍዎ ርክብ፡ ሜጀር ጀነራል ሮሞዳን፡ ኣብ’ቲ ዞባ ድሮ ንዝሰላሰል ዘሎን ኣብ ውጥን...
DimTsi Hafash/ድምጺ ሓፋሽ: መደብ ከብሒ ታሪኽ – ደጀን ሰውራ – 4ይ ክፋል
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
DimTsi Hafash/ድምጺ ሓፋሽ: ዜና – 10 ግንቦት 2018
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
May 10, 2018 – Morning Tigrinya Broadcast of Dimtsi Hafash Eritrea
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV Tigre News from Eritrea for May 9, 2018.
ERi-TV Tigrinya News from Eritrea for May 9, 2018.