Archive - 2018

ብምኽንያት በዓል ናጽነት ዝተዳለወ ካርኒቫል ንምርኢት ቀሪቡ

ብምኽንያት ጽምብል መበል 27 ዓመት ናጽነት፡ “ደጀን ህዝባዊ ግንባር” ንዝብል ቴማ ማእከል ዝገበረ፡ ብ13 ንኡሳን ዞባታት ማእከል ዝተዳለወ ካርኒቫል፡ ብ22 ግንቦት ምሸት ኣብ ኣስመራ ንምርኢት ቀሪቡ። እቲ ኣብ እዋን ሓርነታዊ ቃልሲ ኣብ ደጀን ንዝነጥፋ ዝነበራ 11...

ዓንሰባ – በዓል ናጽነት ብክብ ዝበለ ኣገባብ ተጸምቢሉ

ዝኽሪ መበል 27 ዓመት ናይ’ታ ርእሰ ሃገራዊ በዓላትና ዝኾነት ናጽነት፡ ብደረጃ ዞባ ዓንሰባ ብ23 ግንቦት ብዓቢ ድምቀት ተጸምቢሉ። ኣብ ስታድዩም ከተማ ከረን ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት፡ ኣመሓዳሪ ዞባ ዓንሰባ ኣቶ ዓሊ ማሕሙድ፡ ካብ ጽባሕ ሓርነት፡ ንርሑቕ ገጠራት...

በዓል ናጽነት፡ ኣብ ዞ/ደ/ቀ/ባሕሪ ብልዑል ማዕርግ ተጸምቢሉ

መበል 27 ዓመት በዓል ናጽነት፡ ብደረጃ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ “ራእይ ብዕዮ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ኣብ ከተማ ዓሰብ ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት፡ ትማሊ 23 ግንቦት ብምዕሩግ ኣገባብ ተጸምቢሉ። ኣብ’ቲ ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራን ምብራቓዊ ግንባርን ሜጀር ጀነራል...

መራሕቲ ሃገራት፡ ናይ ዮሃና መልእኽትታት ሰዲዶም

ብምኽንያት መበል 27 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፡ መራሕቲ ኩባ፡ ስዊዘርላንድ፡ ፈረንሳ፡ ዓባይ ብሪጣንያ፡ የመን፡ ሊብያን ናይጀርያን፡ ናይ ዮሃና መልእኽትታት ሰዲዶም። ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ኩባ ሚጉዌል ድያዝ-ካነል፡ ፕረዚደንት ፈደረሽን ስዊስ ኣልያን በርሰት፡ ፕረዚደንት...

Login

Categories