Archive - 2018

ቤት-ትምህርቲ ስነ-ኪነት ሓላይ 52 ተመሃሮ ኣመሪቓ

ኣብ ኣስመራ እትርከብ ቤት-ትምህርቲ ስነ-ኪነት ሓላይ፡ ብሞያ ጽርበት ሓጺን፡ ጽገና ኮምፕዩተርን ምዝርጋሕ መርበባትን ንኽልተ ዓመታት ዘምሃረቶም 52 ተመሃሮ ትማሊ 29 ሰነ ኣመሪቓ። ዳይረክተር’ታ ቤት-ትምህርቲ መምህር ራጉኤል ተኽለ፡ ተመረቕቲ ቀሲሞምዎ ዘለዉ ፍልጠት...

ነበርቲ እምባደርሆ ኣድማዒ ከባቢያዊ ንጥፈት ኣሰላሲሎም

ኣብ ንኡስ ዞባ ሰረጀቓ፡ ጽሬት ኣከባቢ ንምውሓስ ብዝተኻየደ ቀጻሊ ጎስጓሳት፡ ነበርቲ እምባደርሆ ኣድማዒ ንጥፈታት ከምዘሰላሰሉ ተሓቢሩ። ብ28 ሰነ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ፡ ኣብ 2009 ኮም ዝሰረቱ ናይ ጽሬት ተበግሶታት ካብ ዝጅመር ንደሓር ብዝተገብረ ጻዕሪ፡ 1089...

ቤት-ትምህርቲ ንግዲ ደንደን 472 ተመሃሮ ኣመሪቓ

ቤት-ትምህርቲ ንግዲ ደንደን፡ ንኽልተ ዓመት ዘምሃረቶም፡ ካብ ዝተፈላለየ ዞባታት ዝመጽኡ 472 ተመሃሮ፡ ብ30 ሰነ ኣብ ኣስመራ – ኣዳራሽ ኤክስፖ ብሰርትፊኬት ኣመሪቓ። ተመሃሮ፡ ብምሕደራ ንዋት፡ ሕሳብ፡ ሰክረታሪን ምሕደራ ቤት-ጽሕፈትን፡ ከምኡ’ውን ምስ ቤት...

Login

Categories