ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ምስ ሮራ ዲጂታል ቤት-ንባብ ብምትሕብባር ብዝገበሮ ጻዕሪ፡ 70 ሚእታዊት ናይ ካልኣይ ደረጃ ኣብያተ-ትምህርቲ ኣብቲ ዞባ – ተጠቀምቲ ቴክኖሎጂ ዲጂታዊ ቤትንባብ ኮይነን። ሓላፊ ካልኣይ ደረጃ ኣብያተ-ትምህርቲ...
Archive - 2018
ሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ ጨንፈር ዞባ ጋሽባርካ፡ ኣባላቱ ደገፍን ዕድላትን ረኺቦም መነባብሮኦም ከመሓይሹ ብዘካይዶ ዘሎ ጻዕሪ፡ ን59 ደቂ-ኣንስትዮ ኣባላቱ ወለድ ዘይብሉ ልቓሕ ሂቡ። ሓላፊ’ቲ ጨንፈር ኣቶ ሽምወለ ወልደገርግስ፡ እቲ ልቓሕ ኣብ...
ኤርትራን ኢትዮጵያን ብ9 ሓምለ ኣብ ኣስመራ ብዝኸተማኦ ‘ሓባራዊ ኣዋጅ ሰላምን ምሕዝነትን’ መሰረት፡ ኣገልግሎት ቴለፎን ብቕጽበት ክጅመር እንከሎ፡ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ድማ ዝመጽእ ሰሙን ካብን ናብን ኣዲስ ኣበባ – ኣስመራ በረራ ክትጅምር ምዃና ተፈሊጡ።...
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for July 12, 2018
DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ:መመረቕታ 31 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎትን 8ይ ሃገራዊ ፈስቲቫል መንእሰያት ኤርትራን ምዕባለ ሳዋን
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ: ዜና – 12 ሓምለ 2018 – News
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV, Eritrea:መደብ ፍኖተ ህይወት: Diaspora in Sawa: Tedros Goitom (Sweden) & Mengestab Shishay (US)
ERi-TV, Eritrea:መደብ ፍኖተ ህይወት: Diaspora in Sawa: Tedros Goitom (Sweden) & Mengestab Shishay (US)
ERi-TV, Eritrea – Tigre News for July 11, 2018
ኮለጅ ስነ-ፍልጠት ጥዕና ኣስመራ፡ ትማሊ 10 ሓምለ ኣብ ዘካየዶ ናይ ምምራቕ ስነስርዓት፡ 18 ብማዕርግ ማስትረይት፡ 178 ብቐዳማይ ዲግሪ፡ 263 ድማ ብዲፕሎማ፡ ብጠቕላላ 459 ተመሃሮ ኣመሪቑ። ኣብ ቀጽሪ ህንጻ ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት፡ እቶም...
ኣብ ዞባ ደቡብ – ንኡስ ዞባ ደቀምሓረ፡ ኣብ ዓመተ-ትምህርቲ 2017/2018 ንዝነበረ መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ዝግምግም ርክብ፡ ብ5 ሓምለ ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ሓለፍቲ ኣብያተ-ትምህርትን ኣባላት ምምሕዳርን ዝተረኽቡሉ ኣኼባ፡ ውጽኢት ተመሃሮ በብደረጃኡ፡...