Archive - 2018

ሎጎ-ዓንሰባ – ምርጫ ኣመሓደርቲ ከባቢ ተኻይዱ

ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ – ንኡስ ዞባ ሎጎ-ዓንሰባ፡ ኣብ 13 ምምሕዳራት ከባቢ – ሊባን፡ ሓበላ፡ ቀራና-ዂዶ፡ ዴዳ፡ ጽላለ፡ መቐርካ፡ ደቂ-ሸሓይ፡ ደብሪ ዓዲሓንስ፡ ምለዛናይ፡ ዓዲ ንኣምን፡ ደቂ ዘርኡ፡ ደርሰናይን ኣደናን፡ ምርጫ ኣመሓደርቲ ከባቢ፡...

ኩዶፈላሲ – 60 ኩንታል ምሩጽ ዘርኢ ስርናይ ተዘሪኡ

ኣብ ንኡስ ዞባ መንደፈራ – ምምሕዳር ከባቢ ኩዶፈላሲን ካልኦት ከባቢታትን፡ ንጥፈታት ምዕቃብ ማይን ሓመድን ክካየደሉ ኣብ ዝጸንሐ ልዕሊ 47 ሄክታር መሬት፡ 60 ኩንታል ምሩጽ ዘርኢ ስርናይ ተዘሪኡ። ቤት-ጽሕፈት ሕርሻ ንኡስ ዞባ መንደፈራ ከምዝሓበሮ፡ እቲ...

ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ኣሰላሲሎም

ኣብ ሆላንድ፡ ስዑዲ ዓረብን ደቡብ ሱዳንን ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ኣብ’ዚ ሰሙን’ዚ በብወገኖም ዝተፈላለየ ንጥፈታት ህዝባዊ ዲፕሎማሲ ኣሰላሲሎም። ብመንገዲ መርበብ ማሕበራዊ መራኸቢ ‘ፈይስቡክ’ ዝተወደቡ ኤርትራውያን ነበርቲ ሆላንድ፡ ከም መቐጸልታ ናይ’ቲ ኣብ 2017...

ኤርትራውያን ነበርቲ ሆላንድ ዓመታዊ ፈስቲቫሎም ብድምቀት ኣካይዶም

ኤርትራውያን ነበርቲ ሆላንድ፡ “ራእይ ብዕዮ” ብዝብል ቴማ፡ ዓመታዊ ፈስቲቫሎም ካብ 6 ክሳብ 8 ሓምለ ኣብ ከተማ ሮተርዳም ብውዕዉዕ ሃገራዊ መንፈስ ኣካዪዶም። እቲ ብኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ኤውሮጳዊ ሕብረት ኣቶ ነጋሲ ካሳ ዝተኸፍተ ፈስቲቫል፡ ኣብ እዋናዊ ኲነታት...

Login

Categories