Archive - 2018

ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ንገስጋስ ትምህርቲ ዝግምግም ርክባት ተኻዪዱ

ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ንኡሳን ዞባታት መንደፈራ፡ ዓዲ-ዃላን እምኒ-ሓይሊን፡ ንገስጋስ ትምህርቲ ብሓፈሻ፡ ውጽኢት ዓመተ-ትምህርቲ 2017/2018 ድማ ብፍላይ ዝግምግም ርክባት ተኻዪዱ። ኣብ ንኡስ ዞባ መደፈራ፡ ተሳተፍነት ኣብ መኣዲ ትምህርቲ ምስ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ክነጻጸር...

ብኣተሓሕዛ ሕሳብ ዝተማህሩ ልዕሊ 100 ሰራሕተኛታት ተመሪቖም

ኣብ ማእከል መሰልጠኒ ሚኒስትሪ ፋይናንስ ብዓውዲ ኣተሓሕዛ ሕሳብ ዝሰልጠኑ 102 ኣባላት ሚኒስትሪ ፋይናንስን 11 ኣባላት ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢን፡ ብ26 ሓምለ ብደረጃ ሰርቲፊኬት ተመሪቖም። እቲ ሽድሽተ ዓውድታት ዘጠቓልል ሞያዊ ስልጠና፡ ካልኣይ ክፋል ናይ’ቲ ኣብ...

ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ሶማል ሎሚ ኣስመራ ክኣቱ እዩ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብዝገበረሉ ዕድመ መሰረት፡ ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ሶማል መሓመድ ዓብዱላሂ መሓመድ፡ ናይ ሰለስተ መዓልታት ወግዓዊ ምብጻሕ ንምፍጻም፡ ጽባሕ ቀዳም 28 ሓምለ ኣብ ሰዓታት ቅድሚቐትሪ ኣስመራ ክኣቱ እዩ። ፕረዚደንት መሓመድ ዓብዱላሂ መሓመድ ኣብ...

Login

Categories