Archive - 2018

“ምብጻሕ ፕረዚደንት መሓመድ ዓብዱላሂ፡ ሓድሽ ታሪኻዊ ምዕራፍ ዝኸፍት’ዩ”ሚኒስተር ጣህር

ምብጻሕ ፕረዚደንት መሓመድ ዓብዱላሂ መሓመድ፡ ኣብ ዝምድናታት ኤርትራን ሶማልን ሓድሽ ታሪኻዊ ምዕራፍ ዝኸፍት ኣገዳሲ ፍጻመ ምዃኑ፡ ሚኒስተር ዜናን ባህልን ቱሪዝምን መንግስቲ ሪፓብሊክ ሶማል ገሊጹ። ሚኒስተር ጣህር ማሕሙድ ጌለ ንማዕከናት ዜና ኤርትራ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ...

ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ሶማል ኣስመራ ኣትዩ

ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ሶማል፡ መሓመድ ዓብዱላሂ መሓመድ፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብዝገበረሉ ዕድመ፡ ኣብ ኤርትራ ናይ ሰለስተ መዓልታት ወግዓዊ ምብጻሕ ንምፍጻም፡ ትማሊ 28 ሓምለ ፍርቂ መዓልቲ ኣስመራ ኣትዩ። ፕረዚደንት መሓመድ ዓብዱላሂ ኣብ ኣህጉራዊ መዓርፎ...

ጨ/ሚ/ጥዕና ዞ/ሰ/ቀይሕ ባሕሪ ንጥፈታቱ ገምጊሙ

ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ዓቕሚ ሞያውያንን ናውቲ ስራሕን በብመድረኹ እናማልአ፡ ጥዕና ነበርቲ ንምውሓስ ሓይል ጻዕሪ የካይድ ከምዘሎ፡ ገስጋስ ቀዳማይ መንፈቕ ንጥፈታቱ ንምግምጋም ብ20ን 21ን ሓምለ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ገሊጹ። ኣብ ከተማ ባጽዕ...

Login

Categories