Archive - 2018

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ንክብሪ ፕረዚደንት መሓመድ ዓብዱላሂ ናይ ድራር እንግዶት ገይሩ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ንክብሪ ፕረዚደንት መሓመድ ዓብዱላሂ መሓመድን ምስኡ ዝመጸ ላዕለዋይ ልኡኽ ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ሶማልያን፡ ብ28 ሓምለ ናይ ድራር እንግዶት ገይሩ። እቲ ሚኒስተራት፡ ላዕለዎት ሰበስልጣን መንግስትን ግንባርን፡ ኣብ ኤርትራ...

ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ሶማልያ መደባት ልምዓት ተዓዚቡ

ፕረዚደንት ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ሶማልያ መሓመድ ዓብዱላሂ መሓመድ፡ ብፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ተሰንዩ፡ ብ29 ሓምለ ኣብ ዞባታት ደቡብን ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ንዝሰላሰል ዘሎ ልምዓታዊ መደባት ንምዕዛብ ዑደት ኣካዪዱ። ፕረዚደንት መሓመድ ዓብዱላሂ፡...

ጋዜጣዊ መግለጺ እቲ ሕቶ፡ “ምልዓል እገዳ” ዘይኰነ፡ ብቐደሙኸ ስለምንታይ እገዳ?

ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ዶክተር ኣብዪ ኣሕመድ ዓሊ፡ ኣብ ዕለት 9 ሓምለ ምስ ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶንዮ ጉተረሽ ኣብ ዝገበሮ ርክብ፡ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝወደቐ እገዳ ኪለዓል ጸዊዑ። ኣብ ጎኒ ፍትሒ ዘለዎ ተባዕን ብልሂን...

Login

Categories