ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for August 9, 2018
Archive - 2018
ሓምድ እድሪስ ዓዋተ – ሓዳሽ መጽሓፍ ናብ መሸጣ ውዒላ -ኦርደር ንምግባር ኣብዚ ጠውቑ
Amazon
ወኪል ጃፓናውያን ኩባንያታት ተሽከርከርቲ ቶዮታ፡ ኩማትሱን ያማሃን ኣብ ኤርትራ ዝኾነ – ኤርትራዊ ኩባንያ ‘ዓንበርበብ ሼር ካምፓኒ’፡ ምስ ‘ሊብያ ኦይል-ኤርትራ’ ብምትሕብባር፡ ኣብ ኣተሓሕዛን ክንክንን መካይን ዘሎ ኣፍልጦ ንምዕባይ ዝዓለመ ጐስጓስ የካይድ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ናቕፋ፡ ካብ መፋርቕ ወርሒ ጥሪ ጀሚሩ፡ ኣብ ምዕቃብ ሓመድን ማይን፡ ከምኡ’ውን ምስራሕ ዲጋን ምጽጋን ጽርግያን ዘተኰረ ማእቶት ይሰላሰል ኣሎ። እቶም ነበርቲ፡ እቲ ወፈራ መቐጸልታ ናይ’ቲ ኣቐዲሞም ከካይድዎ ዝጸንሑ ኮማዊ ስራሓት ምዃኑ ብምሕባር፡ ዕላማኡ...
ኣዛዚ ማእከል ስልጠና ሃገራዊ ኣገልግሎት፡ ኮሎኔል ደበሳይ ግደ፡ ሃገራዊ ግቡኦም ንኽፍጽሙን ናይ 12 ክፍሊ ኣካዳሚያዊ ትምህርቶም ንኽዛዝሙን ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሳዋ ንዝወረዱ ተሳተፍቲ መበል 32 ዙርያ ሰሚናር ኣካዪዱ። ኣብ’ቲ ናይ 4 ነሓሰ ሰሚናሩ፡ ተራ ሳዋ ኣብ...
ERi-TV, Eritrea – Arabic News for August 9, 2018
DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ: ዜና – 09 ነሓሰ 2018 – News
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV, Eritrea – Tigre News for August 8, 2018
መንግስቲ ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያን ግንባር ሓርነት ኦሮሞን፡ ትማሊ 7 ነሓሰ ኣብ ኣስመራ ዘተ ዕርቂ ኣካዪዶም። ነቲ ዘተ፡ ብወገን መንግስቲ ኢትዮጵያ ፕረዚደንት ክልል ኦሮምያ ኣቶ ለማ መገርሳ፡ ብወገን ግንባር ሓርነት ኦሮሞ ድማ ኣቦ-መንበር’ቲ...
ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ንጥፈታት ሕርሻ ብጽቡቕ ይሰላሰል ከምዘሎ፡ ብ31 ሓምለ ኣብ ከተማ ባጽዕ ኣብ ዝተኻየደ መንፈቓዊ ገምጋም ምምሕዳር ዞባ ተሓቢሩ። ኣብ’ቲ ጨናፍር ሚኒስትሪታት፡ ምምሕዳራት ንኡሳን ዞባታትን ማሕበራትን – ጸብጻብ ንጥፈታት ስርሐን...