Archive - 2017

ብርሰት ኣግራብ ንምግታእ ግብራዊ ስጒምቲ ክውሰድ ተሓቲቱ

ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ብርሰት ኣግራብ እናበኣሰ ይኸይድ ብምህላዉ ግብራዊ ስጒምቲ ክውሰድ፡ ንኩነታት ሃብቲ ገረብን እንስሳታት ዘገዳምን ንምግምጋም ኣብ ዝተገብረ ርክብ ተሓቲቱ። ወኪል በዓል ስልጣን ኣግራብን እንስሳ ዘገዳምን ኣብቲ ዞባ፡ ኣቶ ተኸስተ ክፍለማርያምን ሓላፊ...

ጽርግያታት ብህዝባዊ ወፈራ ይጽገኑ

ኣብ ንኡስ ዞባ ዓረዛ፡ ኣብ ዝሓለፈ ክራማት ብውሕጅ ዝተበላሸወ ጽርግያ መንደፈራ – ዓረዛ – ማይ-ድማ፡ ከምኡ’ውን ካብ ዓረዛ ናብ ገዳም ደብረ- መንቆርዮስ ዝኣቱ መስመር፡ ብህዝባዊ ወፈራታት ተጸጊኑ። ኣብቲ ንኡስ ዞባ ሓላፊ ምክትታል ዓድታትን...

‘ኢንስቲትዩት ኮንፊሽየስ’ ናይ ቅብኣ ስልጠና ሂቡ

ብምትሕብባር ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን ኤርትራን ኢንስቲትዩት ኮንፊሽየስን ተወዲቡ ንሓደ ወርሒ ክካየድ ዝጸንሐ ናይ ቅብኣ ስልጠና፡ ብ20 ታሕሳስ ተዛዚሙ። ኣብ’ቲ ናይ ምዝዛም ስነ-ስርዓት፡ ኮሚሽነር ባህልን ስፖርትን ኣምባሳደር ዘመደ ተኽለ፡ እቲ ምስ ሓድሽ ቅዲ ያታዊ...

ሞያውያን ጥዕና፡ ርድኢት ሕብረተሰብ ኣብ ምብራኽ ክሰርሑ ይሕተቱ

ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ተዋፊሮም ዝርከቡ ሞያውያን ጥዕና፡ ጐድኒ-ጐድኒ’ቲ ስሩዕ ሞያዊ ንጥፈታቶም፡ ኣብ ምብራኽ ርድኢት ሕብረተሰብ ዝገብርዎ ጻዕሪ ከዛይዱ፡ ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ጋሽ- ባርካ ጸዊዑ። ሓላፊ ናይ’ቲ ጨንፈር ዶክተር ልኡል ባንተይርጋ ምስ ሞያውያን...

Login

Categories