ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ብቕዓትን ውጽኢትን ኣብ ሃገራዊ መርመራ 8ይ ክፍሊ ናይ ዝካፈሉ ተመሃሮ ንምምሕያሽ፡ ሓያል ጻዕሪን ተወፋይነትን መማህራን ወሳኒ ምዃኑ፡ ውጽኢት ሃገራዊ መርመራ 8ይ ክፍሊ ንምግምጋም ብ29ን 30ን ሕዳር ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ተገሊጹ። ኣብ ከተማ መንደፈራ...
Archive - 2017
ERi-TV Arabic News from Eritrea for December 4, 2017
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV Tigre News from Eritrea for December 3, 2017
ERi-TV Arabic News from Eritrea for December 3, 2017
ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣብ ዝተፈላለያ ትካላት ጥዕና ናይ’ቲ ዞባ ንዝተነጥፉ 5 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም 17 ሞያውያን ስልጠና ሂቡ። እቲ ስልጠና፡ ኣብ ሓፈሻዊ ምዕባለታት ኤች-ኣይቪ አይድስ፡ ንምክልኻሉ በብእዋኑ ዝተኣታቶ ዘሎ ሜላታትን...
ብኣስታት 17 ሚልዮን ናቕፋ ሓደስቲ ክፍልታት ዝተወሰኸላን መሰረታዊ ጽገና ዝተገብረላን ኮማዊ ሆስፒታል ዕዳጋ- ሓሙስ – ኣስመራ፡ ምሉእ ኣገልግሎት ንምሃብ ድሉውቲ ኰይና። ሚኒስተር ጥዕና ኣሚና ኑርሕሴን፡ ሓለቓ ጠቕላሊ ስታፍ ሚኒስትሪ ምክልኻል ጀነራል ፍሊጶስ...
ERi-TV Arabic News from Eritrea for December 2, 2017
ተማሃሮ፡ ኣካዳሚያውን ሞያውን ብቕዓቶም ብምምዕባል፡ ራኢ ብልጽግቲ ኤርትራ ንምስማር ድርኺት ክፈጥሩ ሃማመተኤ ጨንፈር ዞባ ደቡብ ምስ ተማሃሮ ካልኣይ ደረጃ 10 ንኡሳን ዞባታት – ደቡብ ኣብ ዝገበሮ ርክባት ኣዘኻኺሩ። ሓላፊ ሃማመተኤ ዞባ ደቡብ መንእሰይ...
ነበርቲ ከተማ ተሰነይ፡ ኣብ 2011 ዝተተግበረ ፕሮጀክት ጽሩይ ዝስተ ማይ ዝፈጠሮ መስተርሆት ቀጻልነት ንኽህልዎ፡ ካብኣቶም ዝሕተት ከማልኡ ዘለዎም ቅሩብነት ኣረጋጊጾም። ብስእነት ማይ ዝሻቐልዎ ዝነበሩ ከቢድ እዋን ብምዝካር፡ ኣብዚ እዋን’ዚ መሰረታዊ ፍታሕ ብምርካቡ፡...