Archive - 2017

“ዕብየት ደቂ-ኣንስትዮ ውሁድ ጻዕሪ ዘድልዮ ሃገራዊ ዕማም’ዩ” ፕረዚደንት ሃማደኤ

ምዕሩይነት ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ኩሉ ጽላታት ብምሕያል – ዕብየተን ንምርጋግጽ፡ ውህደት ኩሎም ኣካላት መንግስትን ማሕበራትን ክዓቢ ከምዝግባእ፡ ፕረዚደንት ሃማደኤ ወይዘሮ ተኽኣ ተስፋሚካኤል ኣገንዚባ። ኣብ ከተማ ባረንቱ ኣብ ዝተቓንዐ፡ ኣብ ምዕባለን ብድሆታትን...

ኤሪቴል፡ ኣገልግሎቱ ኣብ ዓዲ-ቐይሕን ሰንዓፈን የስፍሕ

ኮርፖረሽን ቴለኮሚኒከሽን ኤርትራ – ኤሪቴል፡ ኣብ ንኡሳን ዞባታት ዓዲ-ቐይሕን ሰንዓፈን ክህቦ ዝጸንሐ ኣገልግሎት ንምምዕባል ይሰርሕ ከምዘሎ ሓቢሩ። ሓላፊ ናይ’ቲ ትካል ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ቐይሕ፡ ኣቶ ተስፋይ ገብረመድህን፡ እቲ ቤት-ጽሕፈት ካብ 2010...

ኣብ ቅድመ-ጥንቃቐ ንሓደጋታት ተዘትዩ

ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን፡ ኮም ዝሰረቱ ቅድመ-ጥንቃቐ ንሓደጋታት ንምሕያል፡ ብ4 ታሕሳስ ኣብ ኣስመራ ዓውደ-ዘተ ኣቃኒዑ። ኣብ’ቲ ዓውደ-ዘተ፡ ኣመሓደርቲ ዞባታት፡ ወከልቲ ሚኒስትሪታትን ካልኦት ኣካላትን ከምኡ’ውን ክኢላታት ተሳቲፎም። ሚኒስተር ዕዮን ሰብኣዊ...

ኣህጉራዊ መዓልቲ ስንኩላን ብድምቀት ተዘኪራ

ኣህጉራዊ መዓልቲ ስንኩላን – 3 ታሕሳስ፡ “ንርእሰ ምኽኣል ስንኩላን፡ ብኮማዊ ደገፍ ነሐይል” ብዝብል ቴማ፡ ብደረጃ ሃገር ብ2 ታሕሳስ ኣብ ከተማ ኣስመራ – ኣዳራሽ ኮማዊ ማእከል ኣኽርያ ብድምቀት ተዘኪራ። ኣብ’ቲ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስትን...

ላዕለዋይ ልኡኽ ህግደፍ፡ ኣብ ዋዕላ “ዘተ ዴሳዊ ሰልፊ ቻይና ምስ ፖለቲካዊ ሰልፍታት ዓለም” ተሳቲፉ

ብሓላፊ ቊጠባዊ ጉዳያት ኣቶ ሓጐስ ገብረሂወት ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራሲን ፍትሒን፡ ካብ 30 ሕዳር ክሳብ 3 ታሕሳስ 2017 ኣብ ቤይጂን ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ “ዘተ ዴሳዊ ሰልፊ ቻይና ምስ ፖለቲካዊ ሰልፍታት ዓለም” ተሳቲፉ።...

Login

Categories