Archive - November 21, 2017

ማእከል – ውጽኢት ሃገራዊ መርመራ ሻምናይ ክፍሊ ተገምጊሙ

ኣብ ዞባ ማእከል፡ ውጽኢት ሃገራዊ መርመራ ሻሙናይ ክፍሊ ንምብራኽ ዝያዳ ጻዕርታት ከምዘድሊ፡ ናይ ዝሓለፈ ዓመተ-ትምህርቲ ውጽኢት ንምግምጋም ብ16 ሕዳር ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ተገሊጹ። ኣብ ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዞባ ማእከል ሓላፊ መሰረታዊ ትምህርቲ መምህር መስፍን...

እምኒ-ሓይሊ፡ ምጥፋእ መሃይምነት ገስጋስ የርኢ

ኣብ ንኡስ ዞባ እምኒ-ሓይሊ፡ መሃይምነት ከጥፍኡ ካብ ዝተመዝገቡ፡ 98 ሚእታዊት ትምህርቶም ብግቡእ ከም ዝዛዘሙ፡ እዚ ድማ ንጽቡቕ ገስጋስ ናይ’ቲ መደብ ዘርኢ ምዃኑ ተገምጊሙ። ብ14 ሕዳር ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ሓላፊ ኣገልግሎት ትምህርቲ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ መምህር...

ናቕፋ – ንጥፈታት ልምዓት ጀራዲን ዘተባብዕ ውጽኢት ተረኺብዎ

ኣብ ገማግም ሩባ ሞዖ – ንኡስ ዞባ ናቕፋ ኣብ ልምዓት ጀራዲን ዝነጥፉ ዘለዉ ሓረስቶት፡ ጻዕሮም ዘተባብዕ ውጽኢት ከምዝረኸቡሉ፡ ንኤሪና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ ገሊጾም። ንሳቶም፡ ብክኢላታት ሚኒስትሪ ሕርሻ ዝወሃቦም ሞያዊ ምኽሪ፡ ከምኡ’ውን ኣብ ንሓድሕዶም...

ማዛባጥ – ፕሮጀክት ማይ ይዋደድ ኣሎ

ኣብ ንኡስ ዞባ ገለብ – ምምሕዳር ከባቢ ማዛባጥ ዘሎ ሽግር ዝስተ ማይ ንምቅላል፡ ብኣስታት 3 ሚልዮን ናቕፋ ፕሮጀክት ማይ ይትግበር ኣሎ። እዚ 10 ሚእታዊት ካብ ወጻኢታቱ ብጉልበት ነበርቲ ዝሽፈን ፕሮጀክት ማይ፡ ምዂዓት 4 ኪሎ-ሜተር ጐዳጒዲ፡ ምዝርጋሕን...

ተሰነይ – ቤት- ትምህርቲ ሳግም ብኣግራብ ትምዕርግ

ቤት-ትምህርቲ ካልኣይ ደረጃ ሳግም – ተሰነይ፡ ኣብ ምግራብ ብዞባ ደረጃ ኣመዝጊባቶ ዘላ ጸብለልታ፡ ውጽኢት ውሁድ ጻዕሪ ተመሃሮን መማህራንን ምዃኑ፡ ርእሰ-መምህር’ታ ቤት-ትምህርቲ መምህር ተኪኤ መድሃኔ ሓቢሩ። መምህር ተኪኤ፡ እቲ ናይ ምግራብ ስራሓት ኣብ...

ዓምበርበር ሼር ካምፓኒ፡ ቴክኒሻናትን ዓቀብቲ ንብረትን ኣመሪቑ

ዓምበርበር ሼር ካምፓኒ’፡ ብመሰረት መምዘኒታት ኩባንያ ቶዮታ ጃፓን፡ ብክልሰ-ሓሳብን ግብርን ዘሰልጠኖም 16 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም 74 ቴክኒሻናትን ዓቀብቲ ንብረትን፡ ብ17 ሕዳር ኣመሪቑ። እቲ ካብ 67 ክሳብ 250 ሰዓታት ዝወሰደ ስልጠናታት፡ 5 ናይ ስራሕ...

መንደፈራ – ንልምዓት ዓሳ ዝምልከት ኣስተምህሮ ተዋሂቡ

ኣብ መንደፈራ፡ ንልምዓት ዓሳ ኣብ ጥዑም ማይን ኣገዳስነቱ ኣብ ምርግጋጽ ውሕስነት መግብን ዝምልከት ኣስተምህሮ ብ14 ሕዳር ተዋሂቡ። ኣብ’ቲ ካብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ዝመጽኡ ሓለፍቲ ክፍልታት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ፡ ከምኡ’ውን ወከልቲ ምምሕዳርን ሚኒስትሪ ሕርሻን...

Login

Categories