ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ብቕዓት ዝህቦ ጋሽ-ባርካ ናብ 16 ክብ ኢሉ ኣሎ። ኣገልግሎት ጥዕና ብኹሉ መዳዩ ንምዕባይን ንምምዕባልን፡ ናይ ሓሙሽተ ዓመታት ስትራተጂያዊ ውጥን ሓንጺጹ ይዓዪ ከምዘሎ፡ ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ኣገልግሎት ጥዕና ኣቶ ብርሃነ ገብረትንሳኤ፡ ግዝያዊ ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ህዝባዊ ጥዕና ዶክተር ዓንደብርሃን ተስፋጽዮንን ኣማኻሪ ሚኒስተር ዶክተር ምስማይ ገብርሂወትን ምስ ኤሪ-ቲቪ ኣብ ዘካየድዎ ቃለ-መሕትት ገሊጾም። ኣቶ ብርሃነ ገብረትንሳኤ፡ ኣብ...
Layout A (with pagination)
ሚኒስተር ትምህርቲ ኣቶ ሰመረ ርእሶም፡ ኣብ ርሑቕ ከባቢታት ዞባ ጋሽ- ባርካ ዝካየድ ዘሎ ንጥፈታት ትምህርትን ገስጋሱን ንምዕዛብ፡ ኣብ’ቲ ከባቢ ካብ 21 ክሳብ 22 ሕዳር ዑደት ኣካዪዱ። ኣብ ምምሕዳራት ከባቢ ለኮዬብ፡ ኣታይ፡ ኣካይደብ፡ ሃሬረብን ኣግማይትን – ንኡስ ዞባ ከርከበት ኣብ ዝገበሮ ዑደት፡ ብሰንኪ ራሕቅን ሰበኽ-ሳግማዊ ህይወትን ካብ መኣዲ ትምህርቲ ተገሊለን ኣብ ዝጸንሓ ከባቢታት፡ ኣብ’ዚ ዓመት’ዚ ብምውህሃድ ሚኒስትሪ ትምህርትን...
ERi-TV Arabic news from Eritrea for November 25, 2017
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ERi-TV Arabic news from Eritrea for November 24, 2017
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ሃማደኤ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ደቂ-ኣንስትዮ’ቲ ዞባ ኣብ ኩሉ መዳያት ዘመዝገባኦ ዓወታትን ዝተሓልፈ ብድሆታትን ብምግምጋም፡ ናይ መጻኢ ውጥናት ንምስኣል ዝሕግዝ ዓወደ-ዘተ ኣካይዱ። እቲ፡ “ምዕባለ ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ዝሓለፈ ርብዒ ዘመን” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ብ21 ሕዳር ኣብ ባጽዕ ዝተኻየደ ዓውደ-ዘተ፡ ንዘሎ ሕጽረታት ብግቡእ ኣለሊኻ ኣብ መጻኢ ዝያዳ ቈላሕታ ክግበረሉ ዘድሊ መዳያት ንምፍላጥን ንዓኡ ዝሕግዝ ባይታ ንምጥጣሕን እውን ዝዓለመ...