Layout A (with pagination)

ተማሃሮ ኣበርክቶኦም ኣብ ልምዓት ከዕዝዙ ይሕተቱ

ተማሃሮ፡ ኣካዳሚያውን ሞያውን ብቕዓቶም ብምምዕባል፡ ራኢ ብልጽግቲ ኤርትራ ንምስማር ድርኺት ክፈጥሩ ሃማመተኤ ጨንፈር ዞባ ደቡብ ምስ ተማሃሮ ካልኣይ ደረጃ 10 ንኡሳን ዞባታት – ደቡብ ኣብ ዝገበሮ ርክባት ኣዘኻኺሩ። ሓላፊ ሃማመተኤ ዞባ ደቡብ መንእሰይ ግርማይ ገብሩ ኣብ’ቲ ኣጋጣሚታት፡ ኣብ ጉዕዞ ህንጸት ሃገር፡ ክብርታት ዝወረሰን ሞያን ፍልጠትን ዘማዕበለን መንእሰይ ወሳኒ ምዃኑ ብምምልካት፡ ተመሃሮ ነዞም ረቛሒታት ንምምላእ ክጽዕሩ ተላብዩ።...

Read More
ተሰነይ – ቀረብ ማይ ንምውሓስ ጻዕርታት ይቕጽል

ተሰነይ – ቀረብ ማይ ንምውሓስ ጻዕርታት ይቕጽል

ነበርቲ ከተማ ተሰነይ፡ ኣብ 2011 ዝተተግበረ ፕሮጀክት ጽሩይ ዝስተ ማይ ዝፈጠሮ መስተርሆት ቀጻልነት ንኽህልዎ፡ ካብኣቶም ዝሕተት ከማልኡ ዘለዎም ቅሩብነት ኣረጋጊጾም። ብስእነት ማይ ዝሻቐልዎ ዝነበሩ ከቢድ እዋን ብምዝካር፡ ኣብዚ እዋን’ዚ መሰረታዊ ፍታሕ ብምርካቡ፡ ግዜኦም ኣብ ካልእ ንምዕባለኦምን ምዕባለ ከባቢኦምን ዝደፍእ ንጥፈታት የውዕልዎ ከምዘለዉ ጠቒሶም፡ ውሕሉል ኣጠቓቕማ ብምዝውታር ዕድመ ኣገልግሎት ናይቲ ፕሮጀክት ንምንዋሕ ይሰርሑ ምህላዎም...

Read More

ግዳያት ፊስቱላ፡ ናውቲ ጽሬትን ክዳውንትን ተሓጊዘን

ኮሚተታት ልምዓትን መኸተን ምምሕዳራት ከባቢን ውዳበ ሰራሕተኛታት መንግስቲን ንኡስ ዞባ ከረን፡ ኣብ መወከሲ ሆስፒታል ዞባ ደቡብ ንዝእለያ ዘለዋ ግዳያት ፊስቱላ፡ ኣስታት 80 ሽሕ ናቕፋ ዝግመት ናውቲ ጽሬትን ክዳውንትን ኣበርኪቶም። ክኢላ ሕክምና ማህጸንን ፊስቱላን ዶክተር ዳዊት ሰረቐ፡ ፊስቱላ ንኽትሕክሞ ኮነ ንኽትፍውሶ ከቢድ ወጻኢታት ዝሓትትን ኣብ ስነ-ኣእምሮ ግዳይ ጸቕጢ ዝፈጥርን ብምዃኑ፡ ኩሉ ኣካል ሕብረተ- ሰብ ጠንቅታቱ ኣብ ምግታእ እጃሙ ከበርክት...

Read More
ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት፡ ጥዕናዊ ንቕሓት ዘበርኽ ኣስተምህሮታት ተዋሂቡ

ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት፡ ጥዕናዊ ንቕሓት ዘበርኽ ኣስተምህሮታት ተዋሂቡ

ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ሃገርና፡ ንተመሃሮ ከምኡ’ውን ንወነንትን ሰራሕተኛታትን ትካላት ወሃብቲ ኣገልግሎት፡ ኣብ ጠንቅታት፡ ሳዕቤናትን ኣገባባት ምክልኻልን ተመሓላለፍቲ ሕማማት ኣስተምህሮታት ተዋሂቡ። ኣብ ኣስመራ – ቤት-ትምህርቲ 2ይ ደረጃ ኢሳቕ ተወልደመድህን ኣብ ዝተዋህበ ኣስተምህሮ፡ ንድሕረ-ባይታ ሕማማት ኤች.ኣይ.ቪን ዓባይ ሰዓልን ዘስዕቦ ማሕበረ- ቊጠባዊ ጸገማትን፡ ከምኡ’ውን ኣገባባት ምክልኻሉ ዝምልከት ሰፊሕ መብርሂ ተዋሂቡ። ኣብ ዞባ...

Read More

Login

Categories