ብስነ-ጥበባዊት ንግስቲ ገብረመስቀል ዝተዳለወ፡ ባህላውን ዘበናውን ስርሓት ካይላን ስልማትን ዘጠቓለለ ትሕዝቶ፡ ብ13 ታሕሳስ ኣብ ቀጽሪ ሆቴል እምባሶይራ ንምርኢት ተኸፊቱ። ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስቲ ኣብ ዝተረኽቡሉ ስነ-ስርዓት፡ ኮሚሽነር ባህልን ስፖርትን ኣምባሳደር ዘመደ ተኽለ እዩ ነቲ ምርኢት መሪቑ ከፊትዎ። ስነ-ጥበባዊት ንግስቲ ገብረመስቀል፡ እቲ ዝተፈላለዩ ናውቲ ገዛን ስልማት ደቂ- ኣንስትዮን ዝሓቘፈ ምርኢት ዕላማኡ፡ ባህላውነቶም ዓቂቦም...
Layout A (with pagination)
ፖሊስ ትራፊክ ዞባ ደቡብን መደበር ፖሊስ ንኡስ ዞባ መንደፈራን፡ ንህዝብን ተመሃሮን ኣብ ድሕነት ትራፊክን ምክልኻል ገበናትን ዘተኰረ ጐስጓሳት ኣካዪዶም። እቲ ንኣስታት ክልተ ሰሙን ዝቐጸለ ኣብ ከተማ መንደፈራን ከባቢኣን፡ ንተመሃሮ መባእታ፡ ማእከላይን ካልኣይን ደረጃታት፡ ከምኡ’ውን ንተቐማጦ ክልተ ምምሕዳራት ከባቢ ዝተዋህበ ኣስተምህሮ፡ ሌላ ምስ ሕግታት ትራፊክ፡ ጠንቅን ሳዕቤናትን ሓደጋታት፡ ቅኑዕ ኣጠቓቕማ ጽርግያ፡ ሳዕቤን ሸለልትነት ኣብ ምምራሕ...
ብምውህሃድ ጨናፍር ሚኒስትሪታት ትምህርቲን ጥዕናን ዞባ ማእከል፡ ኣብ ኣብያተ-ትምህርቲ ንተመሃሮ ቅልጡፍ ሕክምናዊ ረድኤት ንምሃብ ዘኽእል መደባት ንምዕዋት ዝሕግዝ – ንመማህራን ማእከላይን ካልኣይን ደረጃ ስልጠና ተዋሂቡ። እቲ መደብ፡ ቤት-ትምህርቲ ዝሰረቱ ኣገልግሎት ጥዕናን ኣመጋግባን ብምትእትታው፡ መጠን ምቊራጽን ምድንጓይን ንምንካይ፡ ከምኡ’ውን ተሳታፍነት ተመሃሮ ብምዕባይ ውጽኢት ተመሃሮ ንምምሕያሽ ምዃኑ ተገሊጹ። ኣብ ጨንፈር ሚኒስትሪ...
ERi-TV: Streaming Eri-TV Over The Internet, Announcement By Ministry of Information, Eritrea
Streaming Eri-TV Over The Internet, Announcement By Ministry of Information, Eritrea
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ERi-TV Tigre News from Eritrea for December 13, 2017
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)