Layout A (with pagination)

ሃ.ማ.ሓ.ስ.ኲ.ኤ፡ ንኣባላቱ ብምርባሕ ንህቢ ኣሰልጢኑ

ሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኲላን ኲናት ኤርትራ (ሃ.ማ.ሓ.ስ.ኲ.ኤ.) – ጨንፈር ዞባ ደቡብ፡ ን30 ንኣባላቱ ብዛዕባ ምርባሕ ንህቢ ስልጠና ሂቡ። እቲ ኣብ ከተማ መንደፈራ ዝተዋህበ ብግብራዊ ስራሕ ዝተሰነየ ስልጠና፡ መሰረታዊ ኣምራት ዓሌታት ንህብን ምሕደራኦምን፡ ረብሓታትን ብልጫታትን ዘበናውን ያታውን ቆፎታት፡ ኣገባብ ምክልኻል ተጻባእቲ ንህቢን ሜላታት ምብዛሕ ዕስለታት ንህቢን ዘጠቓለለ ነይሩ። ብ10 ሕዳር ኣብ ዝተኻየደ ናይ መዛዘሚ ስነ-ስርዓት፡...

Read More

መጠን ጸዓት ኤለክትሪክ ንምዕባይ፡ ናይ ልዕሊ 98 ሚልዮን ዶላር ፕሮጀክት ተተግቢሩ

መደበር መመንጨዊ ጸዓት ኤለክትሪክ ሕርጊጎ ከፍርዮ ዝጸንሐ መጠን ጸዓት ኤለክትሪክ ብኣስታት 60 ሚእታዊት ንምዕባይ፡ ናይ 98.6 ሚልዮን ዶላር ፕሮጀክት ተተግቢሩ። እዚ ብቻይናዊ ኩባንያ ‘ስፌኮ’ (SFECO) ዝተተግበረ ፕሮጀክት፡ ነቲ ቅድሚ ሕጂ እቲ መደበር ዘመንጭዎ ዝነበረ መጠን ጸዓት ኤለክትሪክ ብ46 ሜጋ-ዋት ክብ ዘብል’ዩ። ትማሊ 15 ሕዳር ኣብ ቀጽሪ ናይ’ቲ መደበር ኣብ ዝተኻየደ፡ ሚኒስተር ህንጻ ኣቶ ኣብርሃ ኣስፍሃን ሓላፊ ቊጠባዊ ጉዳያት...

Read More
ጋዜጣዊ መግለጺ

ጋዜጣዊ መግለጺ

ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተበየነ ዘይምኽኑይ እገዳታት ክለዓል ኣለዎ!   ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት፡ ብዛዕባ “ምንዋሕ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተበየነ እገዳታት” ክዝቲ ቀንዩ። ነዚ ዘይርትዓዊ እገዳ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ንምንዋሕ ንድፈ ውሳነ ረቒቑ እኳ እንተሎ፡ እቲ ውሳነ ኣብ ገለ ወቕቲ ናይ’ቲ ዓመት “ዳግማይ ክርአ” ዝብል ነጥቢ እውን ኣለዎ። ከም ዝዝከር፡ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተበየነ እገዳታት፡ “ኤርትራ ንኣልሸባብ ናይ ሶማልያ...

Read More

Login

Categories