Layout A (with pagination)

ዓንሰባ – ብተመሃሮ ንልምዓት ኣድማዒ ስርሓት ተሰላሲሉ

ዓንሰባ – ብተመሃሮ ንልምዓት ኣድማዒ ስርሓት ተሰላሲሉ

ሎሚ ዓመት፡ ኣብ ዞባ ዓንሰባ ብወፍሪ ተመሃሮ ንልምዓት ዝተሰላሰለ መደባት ምዕቃብ ማይን ሓመድን ዕዉት ምንባሩ፡ ብ5 ሕዳር ኣብ ከተማ ከረን ኣብ ዝተኻየደ ገምጋም ተሓቢሩ። ሓለፍቲ ሚኒስትሪ ትምህርቲ፡ ሃገራውያን ማሕበራትን ካልኦትን ኣብ ዝተረኽቡ ርክብ፡ ወኪል ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዞባ ዓንሰባ ኣቶ መሓመድ-ዑመር ዓብደላ፡ ዘሎ ሓያል ጐድኒ ብምዕቃብን ኣብ መስርሕ ዝተራእየ ድኽመታት ብምልላይን ንዝመጽእ ዓመት ዝያዳ ኣድማዒ ስራሕ ንምምዕማም እኹል...

Read More

ገዲም ተጋዳላይ ወልደሚካኤል ክፍሉ ተሰዊኡ

ኣባል ኮርፖረሽን መድሃኒትን ናውቲ ሕክምናን ኤርትራ (ፋርሚኮር)፡ ገዲም ተጋዳላይ ወልደሚካኤል ክፍሉ (ወዲ ክፍሉ)፡ ብዘጋጠሞ ሓደጋ ኣብ ሆስፒታል ኦሮታ ሕክምናዊ ረድኤት ክግበረሉ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ብቕድሚ ትማሊ 10 ሕዳር ኣብ መበል 64 ዓመት ዕድመኡ ተሰዊኡ። ኣብ 1975 ናብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዝተሰለፈ ስውእ ወልደሚካኤል፡ ካብ 1987 ምስ ማእከላይ መሪሕነት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ሳግም) ናብ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ዝተጸንበረ ኮይኑ፡...

Read More

ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ ትማሊ ኣኼባ ኣካዪዱ

    ኣኼባ ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ፡ ትማሊ 11 ሕዳር 2017 ኣብ ኣስመራ – ኣዳራሽ ህንጻ ሃገር ተኻዪዱ። ካቢነ ሚኒስተራት፡ ብፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝቐረበ፡ ኣድላይነት ቅርጻዊ ምትዕርራይን ክለሳን ዝጸንሐ ባጀታዊ ኣሰራርሓ ብመንጽር ቀዳምነታት ፕሮግራማት ልምዓት – ዘረድእ ሰፊሕ መግለጺ ድሕሪ ምስማዕ፡ ን2018 ኣብ ዝተታሕዙ ዓበይቲ ፕሮጀክትታት ልምዓትን ኣመታዊ (Indicative) ባጀቶምን፡ ከምኡ’ውን ኣብ...

Read More

Login

Categories