Latest videos

ምሕላብ – ዝተጠርነፋ ዓድታት ርጉእ ህይወት ይመርሓ

ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ምሕላብ – ንኡስ ዞባ ገለብ፡ ፋሕ ኢለን ዝነበራ ዓድታት ድሕሪ ምጥርናፈን፡ መሰረታዊ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ተማሊኡለን። ኣመሓዳሪ’ቲ ምምሕዳር ከባቢ ኣቶ ሓምድ ኣስፈዳይ፡ ዓድታት ገርበት፡ ኖረት፡ ኮረራን ባብሓሪሽን ኣብ ምሕላብ...

ባጽዕ – ሞያዊ መሰልጠኒ ሰራሕተኛታት ስራሑ ጀሚሩ

ሃገራዊ ኮንፈደሬሽን ሰራሕተኛታት ኤርትራ (ሃኮሰኤ)፡ ሞያዊ ዓቕሚ ሰራሕተኛታት ንምዕባይ ኣብ ወደባዊት ከተማ ባጽዕ ዝሃነጾ ማእከል ሞያዊ ስልጠና ሰራሕተኛታት፡ ብ20 ሕዳር ብወግዒ ስራሑ ጀሚሩ። ዋና ጸሓፊ ሃኮሰኤ ኣቶ ተኸስተ ባይረ፡ ሞያዊ ስልጠና ንዘላቒን...

ማእከል – ንግብሪ ጥሪትን ሕርሻን ዝምልከት ርክብ ተኻዪዱ

ኣብ ዞባ ማእከል፡ ንግብሪ ጥሪትን ሕርሻን ብዝምልከት ብ15 ሕዳር ኣብ ኣዳራሽ ምምሕዳር’ቲ ዞባ ርክብ ተኻዪዱ። ኣመሓዳሪ ዞባ ማእከል ሜጀር ጀነራል ሮሞዳን ዑስማን ኣውልያይ፡ ዝምልከቶም ሰብ-መዚ ሚኒስተሪ ፋይናንስ፡ ኣመሓደርቲ ንኡሳን ዞባታት፡ ከምኡ’ውን ኣብ ምስሳን...

Login

Categories