ERi-TV Tigre Evening News, November 29, 2017
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
Latest videos
ሚኒስትሪ ትምህርቲ፡ ትማሊ 28 ሕዳር ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፡ ኣብ 2017 ንዝተተግበረ ወፍሪ ተመሃሮ ንልምዓት ገምጊሙ። ሚኒስተር ትምህርቲ ኣቶ ሰመረ ርእሶም፡ እቲ ርክብ – ብቐንዱ፡ ኣብ መስርሕ ናይ’ቲ ወፍሪ ንዝረኣዩ ድኻማት ንምፍዋስን እወታዊ ሸነኻት...
ኣብ ዞባ ደቡብ፡ መደባት ምሸታዊ ትምህርቲ ብምግምጋም ንምሕያሉ ክግበር ኣብ ዘለዎ መዳያት ንምዝታይ – ብ23ን 24ን ሕዳር ኣብ ከተማ መንደፈራ ዓውደ-ዘተ ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ዞባ ሓላፊ ኣሃዱ ትምህርቲ ንዓበይቲ መምህር በላይ ኑርሑሴን፡ ኣብ ዝሓለፋ ሸውዓተ...
ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ዓንሰባ፡ ካብ መላእ’ቲ ዞባ ንዝተዋጽኡ ኣብ ልምዳዊ ፍወሳ ዝነጥፉ 22 ዜጋታት፡ ንጥፈታቶም ምስ ዘበናዊ ሕክምና ንኸሰንዩዎ ስልጠና ሂብዎም። ሓላፊ ኣገልግሎት ፋርማሲ ዞባ ዓንሰባ – ፋርማሲስት ገብርኤል ዳዊት፡ ከምዚ ዓይነት...
ERi-TV Arabic news from Eritrea for November 28, 2017
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.