Latest videos

ሓጋዝ – ኣብ ድሕነት ቈልዑ ዘተኰረ ዓውደ-ዘተ ተኻዪዱ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሓጋዝ፡ ብጨንፈር ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ዞባ ዓንሰባ ዝተወደበ፡ ኣብ ድሕነትን መሰላትን ቈልዑ ብሓፈሻ፡ ምውጋድ ጐዳእቲ ልምድታት ድማ ብፍላይ ዘተኰረ ዓውደ-ዘተ ብ25 ሕዳር ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ኣባላት ሽማግለ መሰላት ቈልዑ ናይ’ቲ ንኡስ ዞባ፡...

ዒድ መውሊድ ኣ’ነበዊ ኣ’ሸሪፍ፡ ብልዑል መዓርግ ተባዒሉ

ዒድ መውሊድ ኣ’ነበዊ ኣ’ሸሪፍ፡ ትማሊ 30 ሕዳር ኣብ መላእ ሃገር ብኽብ ዝበለ ስነ-ስርዓት ተባዒሉ። ኣብ ኣስመራ – መስጊድ ኣልኹላፋእ ኣልራሽዲን ኣብ ዝተኻየደ ጽምብል፡ ኣመሓዳሪ ዞባ ማእከል ሜጀር ጀነራል ረሞዳን ዑስማን ኣውልያይ፡ ላዕለዎት ሰበ- ስልጣን...

ሰረጀቓ – ውጽኢት ትምህርቲ ንምብራኽ ጻዕርታት ይቕጽል

ኣብ ንኡስ ዞባ ሰረጀቓ፡ ጸገማት ኣለሊኻ ብምፍታሕ መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ንምዕዋት ዝዓለመ – ጐስጐሳዊ ርክባት ምስ ተመሃሮ ተኻዪዱ። ነቲ “ትምህርትን ኣገዳስነቱን” ብዝብል ቴማ ብምትሕብባር ቤት-ጽሕፈት ሚኒስትሪ ትምህርቲን ሃማመተኤን ኣብ’ቲ ንኡስ...

Login

Categories