Latest videos

ልኡኽ ኤርትራ፡ ኣብ ‘ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃን ሕብረት ኤውሮጳን’ ተሳቲፉ

ብኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣቶ ኣርኣያ ደስታ ዝተመርሐን ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ኣቶ ነጋሲ ካሳ ዝርከቦን ልኡኽ ኤርትራ፡ ብ29ን 30ን ሕዳር ኣብ ከተማ ኣቢጃን – ኣይቮሪኮስት ኣብ ዝተቓንዐ 5ይ ዋዕላ መራሕቲ ኣባል ሃገራት...

Login

Categories