ERi-TV Shingrwa Academy (ሸንግርዋ ኣካዳሚ) – December 9, 2017
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
Latest videos
ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣብ ተሳታፍነት ተመሃሮን ብቕዓት ትምህርቲን ዝዘተየ ርክብ፡ ብ4 ታሓሳስ ኣብ ከተማ ባጽዕ ተኻዪዱ። ሓላፊ ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ኣብቲ ዞባ መምህር ረሺድ መሓመድ- ዑስማን፡ ተመሃሮ ኣብ ርእሲ’ቲ ውልቃዊ ጻዕሮም፡ ዕቱብ ምክታትልን...
ቤት-ጽሕፈት ጠቕላሊ ኦዲተር ኤርትራን ላዕለዋይ ቤት-ጽሕፈት ሃገራዊ ኦዲት ቻይናን፡ ብ5 ታሕሳስ ኣብ ኣስመራ – ተመኲሮ ናይ ምልውዋጥ ሰሚናር ኣካዪዶም። ኣብ’ቲ ካብ ዝተፈላለያ ሚኒስትሪታትን ብሕታውያን ናይ ኦዲት ትካላትን ዝተወከሉ ሞያውያን እውን ዝተሳተፍዎ...
ሳዋ፡ ካብ ዝተፈላለዩ ዞባታት ንዝመጹ ተመሃሮ ብሓድነት እተተሓቛቚፍ፡ ጐድኒ- ጐድኒ ኣካዳሚያዊ ትምህርቶም ድማ ስነ-ምግባር ዝመሃሩላን ብሩህ መጻኢኦም ዘውሕሱላን ኮይና ከምዝረኸብዋ፡ ንደቆም – ኣባላት 31 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ዝበጽሑ ወለዲ ገሊጾም።...
ኣብ ንኡስ ዞባ ጎኜ፡ ንቕሓት ተመሃሮ ኣብ ምክልኻል ሕማማት ብሓፈሻ ኣብ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ድማ ብፍላይ ክብ ንምባል፡ ኣስተምህሮ ተዋሂቡ። እቲ ኣብ ሕማማት ዓሶ፡ ቲቢን ኤች.ኣይ.ቪ/ኤይድስን ኣገባብ ምትሕልላፎምን ምክልኻሎምን ዘተኰረ ኣስተምህሮ፡ ተመሃሮ ጥዕናኦም...
ኤርትራ፡ ኣብ ዲፕሎማስያዊ መዳይ ተካይዶ ዘላ ጻዕሪታት ጽቡቕ ውጽኢት የመዝግብ ከምዘሎ፡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ገሊጹ። ምስ መራኸቢ ብዙሃን ሃገርና ኣብ ዘካየዶ ቃለ- መሕትት፡ ሚኒስተር ዑስማን፡ ኣብ ዝሓለፉ 17 ዓመታት ንኤርትራ ኣብ ዲፕሎማስያዊ...