ኩባንያ መጓዓዝያ ሓራት፡ ኣገልግሎቱ ንምስፋሕ ብዕቱብ ይሰርሕ ከምዘሎን፡ ኣብ ንጡፍ ስራሕ ብዘለዋ 370 ኣውቶቡሳት – ን75 ሚእታዊት ካብ ዓድታት ሃገርና ኣገልግሎት ኣብ ዝህበሉ ደረጃ ከምእተበጽሐን፡ ሓላፊ’ቲ ኩባንያ ብሪጋደር ጀነራል ብርሃነ ጸሃየ ገሊጹ።...
Latest videos
ኣብ ሓድሽ ዓዲ-ሓደግቲ – ንኡስ ዞባ ሰገነይቲ፡ ፕሮጀክት ጽሩይ ዝስተ ማይ ብ20 ሕዳር ተመሪቑ ኣገልግሎት ጀሚሩ። ኣብ ክፍሊ ሃብቲ ማይ ሓላፊ ኦፐረሽንን ጽገናን ኣቶ ርእሶም ተኽለማርያም፡ እቲ ፕሮጀክት፡ ምዂዓት ዒላ፡ ምትካል ልዕሊ ሓሙሽተ ኪሎ-ዋት ዘመንጩ...
ነበርቲ ንኡሳን ዞባታት ተሰነይን ጎልጅን ከምኡ’ውን ኣብ’ቲ ከባቢ ዝርከቡ ኣባላት ህዝባዊ ሰራዊት፡ ብኮርፖረሽን ጥሪትን ዘራእትን ኤርትራ ኣብ ከታይ – ከባቢ ኦምሓጀር ኣብ ዝለምዕ ዘሎ ሕርሻ፡ መሸላ ናይ ምጉናእ ወፈራታት ኣካዪዶም። ሓላፊ’ቲ ሕርሻ መንእሰይ...
ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ምሕላብ – ንኡስ ዞባ ገለብ፡ ፋሕ ኢለን ዝነበራ ዓድታት ድሕሪ ምጥርናፈን፡ መሰረታዊ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ተማሊኡለን። ኣመሓዳሪ’ቲ ምምሕዳር ከባቢ ኣቶ ሓምድ ኣስፈዳይ፡ ዓድታት ገርበት፡ ኖረት፡ ኮረራን ባብሓሪሽን ኣብ ምሕላብ...
ሃገራዊ ኮንፈደሬሽን ሰራሕተኛታት ኤርትራ (ሃኮሰኤ)፡ ሞያዊ ዓቕሚ ሰራሕተኛታት ንምዕባይ ኣብ ወደባዊት ከተማ ባጽዕ ዝሃነጾ ማእከል ሞያዊ ስልጠና ሰራሕተኛታት፡ ብ20 ሕዳር ብወግዒ ስራሑ ጀሚሩ። ዋና ጸሓፊ ሃኮሰኤ ኣቶ ተኸስተ ባይረ፡ ሞያዊ ስልጠና ንዘላቒን...
ERi-TV Tigre news from Eritrea for November 23, 2017
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)