ERi-TV: World & Local Sports Analysis – November 30, 2017 Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new...
Latest videos
ERi-TV Tigre Evening News – November 30, 2017
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ኣብ ንኡስ ዞባ ሰረጀቓ፡ ጸገማት ኣለሊኻ ብምፍታሕ መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ንምዕዋት ዝዓለመ – ጐስጐሳዊ ርክባት ምስ ተመሃሮ ተኻዪዱ። ነቲ “ትምህርትን ኣገዳስነቱን” ብዝብል ቴማ ብምትሕብባር ቤት-ጽሕፈት ሚኒስትሪ ትምህርቲን ሃማመተኤን ኣብ’ቲ ንኡስ...
ኣብ ንኡሳን ዞባታት ጸሮና፡ ዓዲ-ቐይሕን ፎርቶ ሳዋን ኣብ ምሕያል መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ዘተኰረ ርክባት ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ናይ ጸሮናን ዓዲ-ቐይሕን፡ ንጥፈታት ትምህርቲ ንዓበይቲ ንምግምጋም ኣብ ዝተኻየደ ርክብ፡ መደብ ምጥፋእ መሃይምነትን በጺሒዎ ዘሎ ደረጃን፡...
ኣብ ንኡሳን ዞባታት – ባጽዕ፡ ጊንዳዕ፡ ፎሮን ናቕፋን – ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኮማዊ ተሳትፎ ኣብ መደባት ልምዓት ንምሕያል ዝዘተየ ርክባት ተኻይዱ። ጸሓፊ ህግደፍ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ኣቶ ሃይለ ተወልደብርሃን ኣብ’ቲ ርክባት፡ ብዘይካ’ቶም...
ብምትሕብባር ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን ኤርትራን ኢንስቲትዩት ኮንፉሽየስ ናይ ቻይናን፡ ንሓደ ወርሒ ዝቕጽል ናይ ቅብኣ ስልጠና ኣብ ኣስመራ ይወሃብ ኣሎ። ኣብ’ዚ ብኽልተ ቻይናውያን ክኢላታት ቅብኣ ዝወሃብ ዘሎ – ኣብ ያታዊ ቅብኣታት ቻይናን ናይ ዘይቲ...