Latest videos

ትካል ምርምር ሕርሻ-ሓልሓለ ብነበርቲ ይምጐስ

ሃገራዊ ትካል ምርምር ሕርሻ-ሓልሓለ፡ ጐድኒ-ጐድኒ’ቲ ምሩጽ ዘርኢ ብምቕራብ ምህርቲ ሓረስቶት ንምዕባይ ዘካይዶ ምርምራዊ ስራሕ፡ ናይ ስራሕ ዕድል ኣብ ምፍጣር’ውን ኣበርክቶ ይገብር ከምዘሎ፡ ሓላፊ ምምሕዳርን ፋይናንስን ናይ’ቲ ትካል ኣቶ ይሃይስ በርሀ ሓቢሩ። እቲ...

ሳዋ – ፕረዚደንት ሃማደኤ ቅያ ደቂ-ኣንስትዮ ዘብርህ ሰሚናር ኣካይዳ

ፕረዚደንት ሃማደኤ ወ/ሮ ተኽኣ ተስፋሚካኤል፡ ብ23ን 24ን ታሕሳስ፡ ንተራን ኣበርክቶን ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ መኸተን ህንጸትን ዘብርህ – ንኣባላት 31 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ሰሚናር ኣካዪዳ። “ተራ ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ቃልሲ ንናጽነትን ምኽባር...

Login

Categories