Latest videos

ኣዛዚ ፖሊስ ኤርትራ ምስ ሓለፍቲ መደበራት ዘትዩ

ኣዛዚ ፖሊስ ኤርትራ ኮሎኔል መሓሪ ጸጋይ፡ ኣብ መላእ ሃገር ኣብ ዝርከባ መደበራት ፖሊስ ምስ ዝነጥፉ ልዕሊ 150 ኣዘዝቲ፡ ከምኡ’ውን ሓለፍቲ ምክልኻል ገበንን መርመራን ዘትዩ። ብ18 ጥሪ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ – ኮሎኔል መሓሪ፡ ኣብ ምክልኻል...

Login

Categories