Latest videos

ማእከል – 20 ስንኩላን ደቂ-ኣንስትዮ ብጥሪት ተጣይሰን

ሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ (ሃ.ማ.ሓ.ስ.ኲ.ኤ)፡ ኣብ ዞባ ማእከል – ን20 ደቂ-ኣንስትዮ ኣባላቱ ብመልክዕ ዘዋሪ ልቓሕ ብጥሪት ናይ ምጥያስ መደብ ኣበጊሱ። እቲ ነተን ደቂ-ኣንስትዮ ንመግዝኢ ጥሪት ብ7 ለካቲት ዝተዓደለ ገንዘብ፡...

ኤርትራዊ-ሩስያዊ ኣለክሳንደር ፑሽኪን ተዘኪሩ

መበል 182 ዓመት ዝኽሪ ኤርትራዊ ሩስያዊ ገጣምን ደራሲን ኣሌክሳንደር ሰርገቪች ፑሽኪን፡ ብ11 ለካቲት ኣብ ከተማ ኣስመራ ኣብ ዝተተኽለ ሓወልቱ ተኻዪዱ። ኣብቲ ኣምባሳደር ሩስያ፡ ኣባላት ማሕበር ኤርትራውያን ምሩቓት ዩኒቨርስቲ ሕብረትሶቬት፡ ተመሃሮ ቤት-ትምህርቲ...

Login

Categories