Latest videos

ን/ዞ ዓዲ-ቐይሕ – ምርጫ ደያኑን ሽማግለ ዕርቂን ተኻዪዱ

ነበርቲ 21 ምምሕዳራት ከባቢ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ቐይሕ፡ ኣብ 11 መጋባእያታት ዘገልግሉ ደያኑ ኮማዊ ኣብያተ-ፍርድን ሽማግለታት ዕርቂን መሪጾም። ኣካያዲ ስራሕ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ቐይሕ ኣቶ ኪሮስ ገብረማርያም ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፡ ተራን ኣበርክቶን ሽማግለ ዕርቂ ኣብ ስሉጥነት...

ኤርትራውያን ስነ-ጥበበኛታት ናብ ኢትዮጵያ ገይሾም

ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ንምጽንባል ዝዓለመ ናይ ምርኢት ዑደት ንምክያድ፡ ኤርትራውያን ስነጥበበኛታት ትማሊ 14 ለካቲት ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቐትሪ ናብ ኢትዮጵያ ገይሾም። እዞም ኣስታት 60 ዝኾኑ ስነ-ጥበበኛታት፡ ኣባላት ሃገራዊ ጉጅለ ያታ ማለት ስብሪት፡ ከምኡ’ውን...

Login

Categories