To view last episode click here – Unauthorized distribution of ERi-TV content is strictly prohibited. To subscribe to ERi-TV & DimTsi Hafash live streaming...
Latest videos
ERi-TV, Eritrea – Drama Series: nTab zKri Zemen – ንጣብ ዝኽሪ ዘመን – ክፋል መበል 60 – part 60, Feb. 17, 2019
To view last episode – click here — Unauthorized distribution of ERi-TV content is strictly prohibited. To subscribe to ERi-TV & DimTsi Hafash live...
ኣብ ንኡስ ዞባ ከርከበት፡ ህዝቢ ብቑዕን ዝተማልአን ኣገልግሎት ጥዕና ዝረኽበሉ ባይታ ንምፍጣርን፡ ተጠቃምነቱ ንምዕባይን ይስራሓሉ ከምዘሎ ተገሊጹ። ሓላፊ ኣገልግሎት ጥዕና’ቲ ንኡስ ዞባ ነርስ ተስፋዝጊ ዮውሃንስ፡ ኣብ ሓንቲ ማእከልን ኣርባዕተ መደበራትን ጥዕና ዝነጥፉ...
ኣብ ምምሕዳራት ከባቢ ኩዶኣብዑር፡ ዓዲ-ጣፋ ንፋስን፡ ዓዲቖዶን – ንኡስ ዞባ ኣምኒ-ሓይሊ ዝተተግበረ ፕሮጀክታት ማይ፡ ኣብ ህይወት ነበርቲ እፎይታ ከምዝፈጠረ፡ ኣመሓዳሪ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ኣብርሃም መኮነን ሓቢሩ። ኣቶ ኣብርሃም፡ ኣብ ሰለስቲኡ ምምሕዳራት...
ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ካብ መንግስቲ ግብጺ ዝተበርከተ ናውቲ ሕክምና፡ ብ15 ለካቲት ኣብ ዝተኻየደ ስነስርዓት ተረኪቡ። እቲ ሓገዝ፡ ኣስታት 2.8 ሚልዮን ጅኔ ግብጺ (ኣስታት 160 ሽሕ ዶላር) ዝትመን ኮይኑ፡ ኣብ ምሕጻብ ኲሊት – ‘ድያሊስስ’ ዘገልግላ 6...
ERi-TV, #Eritrea – Drama Series – መርዓኻ የርእየኒ – 9ይ ክፋል (part 9) – February 09, 2019
To view part 8 click here Unauthorized distribution of ERi-TV content is strictly prohibited. To subscribe to ERi-TV & DimTsi Hafash live streaming visit To access...