Latest videos

ኣፍዓበት – ነበርቲ ድሉውነቶም ንትግባረ መደባት ልምዓት የረጋግጹ

ነበርቲ ንኡስ ዞባ ኣፍዓበት፡ ምስ ኣባላት ምምሕዳርን ካልኦት ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ዝነጥፉ ኣካላትን ኣብ ዘካየዱዎ ርክብ፡ ድልውነቶም ንትግባረ መደባት ልምዓት ኣረጋጊጾም። ማስተር ፕላን ከተማ ኣፍዓበት ንምትግባርን ሳዕሪሩ ዘሎ ምብራስ ኣግራብ ንምግታእን ዝግበር ጻዕሪ...

ጋሽ-ባርካ – ኣብ ምቊጽጻር ዘይተመሓላለፍቲ ሕማማት ዘተባብዕ ገስጋስ ተመዝጊቡ

ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ኣብ ምቊጽጻር ዘይተመሓላለፍቲ ሕማማት ዘተባብዕ ገስጋስ ከምእተመዝገበ፡ ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ብ21ን 22ን ጥሪ ኣብ ዘካየዶ ገምጋም ገሊጹ። ኣብ’ቲ ምርግጋጽ ብቕዓትን ሸፈነን ኣገልግሎት ጥዕና ዝተሰላሰሉ ንጥፈታት ዘተኰረ ኣኼባ፡ ሓላፊ’ቲ...

Login

Categories