Latest videos

ዓወት ሸቶታት ሚለንዩም ንዝያዳ ስራሕ ዝድርኽ ምዃኑ ተገሊጹ

ኤርትራ፡ ኣብ ሸቶታት ሚለንዩም ዘመዝገበቶ ዓወት ንዝያዳ ስራሕ ዝድርኽን ኣብ ምዕዋት ሸቶታት ዘላቒ ምዕባለ ዓቢ ትጽቢት ተነቢሩሉ ዘሎን ምዃኑ፡ ሚኒስተር ጥዕና ኣሚና ኑርሕሴን ገሊጻ። ሚኒስተር ኣሚና፡ ብ23ን 24ን ጥሪ ኣብ ከተማ ከረን ኣብ ዝተኻየደ ገምጋም ጨንፈር...

ሚኒስትሪ ትምህርቲ ትግባረ ውጥን ስራሕ 2019 ኣበጊሱ

ሚኒስትሪ ትምህርቲ፡ ብ24ን 25ን ጥሪ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፡ ትግባረ መደባት 2018 ብመንጽር ውጥን ድሕሪ ምግምጋም፡ ናይ’ዚ ዓመት መደባት ስራሕ ኣበጊሱ። ሚኒስተር ትምህርቲ ኣቶ ሰመረ ርእሶም ኣብ ዘስመዖ ቃል፡ ኣብ ወርሒ ነሓሰ 2018 ዝተኻየደ መንፈቓዊ...

Login

Categories