Author - Staff

ጋሽ-ባርካ – ተሳትፎ ህዝቢ ኣብ መደባት ልምዓት ንምዕዛዝ ተዘሪቡሉ

ኣብ ንኡሳን ዞባታት ባረንቱን ሎጎዓንሰባን፡ ተሳታፍነትን ኣበርክቶን ህዝቢ ኣብ ልምዓታውን ትሕተቅርጻውን ንጥፈታት ንምድንፋዕ፡ ብ3ን 5ን ታሕሳስ ምስ ወከልቲ ህዝቢ ርክባት ተኻዪዱ። ኣመሓዳሪ ዞባ ጋሽ-ባርካ ኣቶ ኣብርሃ ጋርዛ፡ ኣብ ክልቲኡ ቦታታት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡...

Login

Categories