Author - Staff

ጽርግያ ተሰነይ-ኦምሓጀር ናብ ቅጥራን ንምምዕባል ይስራሓሉ

ጽርግያ ተሰነይ-ኦምሓጀር፡ ናብ ደረጃ ቅጥራን ንምምዕባሉ፡ ብሃገራዊ ኩባንያ ብድሆ ሓፈሻዊ ህንጸት – ስራሕ ከም እተጀመረ፡ ኣብ’ቲ ኩባንያ ሓላፊ ፕሮጀክት ዞባ ጋሽባርካ ኣቶ ያቆብ ወልደሃይማኖት ሓቢሩ። እቲ ኩባንያ፡ ኣብ’ዚ 110 ኪሎሜተር ዝንውሓቱ ጽርግያ፡...

ጋሽ-ባርካ – ጥዕናዊ ጐስጓሳት መዛኑ ውጽኢት ኣርእዩ

ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ብመንገዲ ትምህርቲ መዛኑ ዝሳለጥ ዘሎ ጥዕናዊ ጐስጓሳት፡ ኣብ ምክልኻል ሕማማት ብሓፈሻ፡ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ኣብ ምቁጽጻር ድማ ብፍላይ – እወታዊ ኣስተዋጽኦ ይገብር ከምዘሎ፡ ብ2 ጥሪ ኣብ ዝተገብረ ገምጋም ተገሊጹ። ኣብ’ቲ ኣጋጣሚ፡...

ሃማመተኤ፡ ኣብ መድረኻዊ ተልእኾ ፖለቲካን ልምዓትን ከምዘድህብ ገሊጹ

ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተመሃሮን ኤርትራ፡ ኣብ 2020 ኣብ መድረኻዊ ተልእኾ ፖለቲካን ልምዓትን ኣተኲሩ ክሰርሕ ምዃኑ፡ ብ4ን 5ን ጥሪ ኣብ ሳዋ ኣብ ዘቃነዖ ኣኼባ ገሊጹ። ኣብ’ዚ፡ ኣብ 2019 ኣብ ምሕያል ብቕዓት መንእሰያት ኣተኲሩ ዝተሰላሰለ ስርሓትን ዝተራእየ...

Login

Categories