Author - Staff

ካርቱም – ምሕዝነት ህዝብታት ኤርትራን ሱዳንን ዘደንፍዕ ዘተ ተኻዪዱ

ብምውህሃድ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ሱዳንን ማሕበር ምሕዝነት ህዝብታት ኤርትራን ሱዳንን ዝተወደበ – ኣብ ዝምድናን ምትሕግጋዝን ሽርክነትን ክልቲኡ ሓው ህዝብታት ዘተኰረ ዘተ ኣብ ካርቱም ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ “ጸላዊ ህዝባዊ ድፕሎማሲ ንምርግጋጽ” ብዝብል ቴማ ዝተኻየደ...

ማይ-ምነ – ጸገም ዝስተ ማይ ቈላሕታ ክግበረሉ ይሕተት

ኣብ ንኡስ ዞባ ማይ-ምነ፡ ተሳታፍነት ኣብ መኣዲ ትምህርቲ ብ8 ሚእታዊት ከምዝዓበየ፡ ተሳታፍነት ደቂ-ኣንስትዮ ከም’ቲ ዝድለ ንምዃን ግን – ተራ ወለዲ ክዓዝዝ ከምዝግባእ፡ ብ22 ጥሪ ኣብ ዝተኻየደ ርክብ ተገሊጹ። ንዘራእቲ ኣብ ዝምልከት፡ ሎሚዘመን ብዝነበረ...

ሚ/ሕርሻ፡ ስግኣት ኣንበጣ ምድረ-በዳ ይቕጽል ከምዘሎ ገሊጹ

ኣብ ሃገርና ብፍላይ ድማ ኣብ ገማግም ባሕሪ ዘሎ ክሊማን ለምዒን፡ ንምርባሕ ኣንበጣ ምድረ-በዳ ምቹእ ስለዘሎ፡ ካብ ቃሮራ ክሳብ ከባቢ ገልዓሎ ኣብ ምክልኻል ኣንበጣ ዘተኰረ ወፍሪ ገና ይቕጽል ከምዘሎ፡ ሚኒስትሪ ሕርሻ ሓቢሩ። ኣብ’ቲ ሚኒስትሪ ወኪል ሓበሬታ ኣንበጣ...

ማእከል – ንምሕደራ ጐሓፍ ዝምልከት ዓውደ-መጽናዕቲ ተኻዪዱ

ብጨንፈር ኣከባቢ ዞባ ማእከል ዝተወደበ፡ ናብ ምሕደራ ጐሓፍን ዕቃበ ኣከባብን ዝቐንዐ ዓውደመጽናዕቲ፡ ብ29 ጥሪ ኣብ ኣስመራ ተኻዪዱ። ሚኒስተር መሬት፡ ማይን ኣከባብን ኣቶ ተስፋይ ገብረስላሴ፡ ኣብ ኣገዳስነት ዳግመ-ምምስራሕ ጐሓፍ ኣብ ዕቃበ ኣከባቢ መብርሂ ድሕሪ...

ሞጎሎ – ኣብ ቦታ ያታዊ ዕደና 16 ሰብ ሞይቶም

ብ28 ጥሪ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ-ቐትሪ ኣብ ንኡስ ዞባ ሞጎሎ – ምምሕዳር ከባቢ ደጋ ኣብ ዝርከብ ያታዊ መዐደኒ ወርቂ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምህማም መሬት፡ ኣብ ልዕሊ ህይወት ሰብ ከቢድ ጉድኣት ወሪዱ። ኣብ’ቲ ንጥፈት ተዋፊሮም ካብ ዝነበሩ ዜጋታት፡ 3 ደቂ-ኣንስትዮ...

Login

Categories