Author - Staff

ገልዓሎ – መስርሕ ምምሃርን ምስትምሃርን ተሞጒሱ

ኣብ ንኡስ ዞባ ገለዓሎ – ኣብ ዓድታት ዓሳ ዒላ፡ ኢንገል፡ ገለዓሎን ቦርደሊን፡ ተሳታፍነት ተመሃሮ ኣብ መኣዲ ትምህርትን ውጽኢቶምን በብግዜኡ ምምሕያሽ የምጽእ ከምዘሎ ተገሊጹ። ዳይረክተር ናይ’ታ ኣብ ገለዓሎ እትርከብ ቤት-ትምህርቲ ስዉእ መሓመድ ሓቢብ...

Login

Categories