Midday News in Tigrinya for February 26, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Author - Staff
ቤት-ጽሕፈት ምምሕዳር ሓውሲ-ከተማ ማይ-ድማ፡ ናብ ምዕባለ ከተማን ምምሕዳራዊ ኣገልግሎትን ዝቐንዐ ዘተ ወዲቡ። ኣብ’ቲ ነበርትን ኣባላት ምምሕዳር ንኡስ ዞባ ዓረዛን ዝተረኽቡሉ ኣኼባ፡ ኣመሓዳሪ ሓውሲ-ከተማ ማይ-ድማ ኣቶ መሓሪ ኣልኣዛር፡ ኣብ 2019 ናይ ዝተተግበረ...
Tigrinya Evening News for February 25, 2020 – ERi-TV, Eritrea
Arabic Evening News for February 25, 2020 – ERi-TV, Eritrea
News in Tigre for February 25, 2020 – ERi-TV, Eritrea
ኣብ መስመር ነፋሲት-ባጽዕ ዝካየድ ዘሎ ጽገናታት ጽርግያን ድንድላትን፡ ኣብ ምክልኻል ሓደጋታትን ሳዕቤናቱን ዓቢ ተራ ከምዘለዎ፡ በቲ መስመር ዝመላለሱ መራሕቲ መካይን ሓቢሮም። ብሰንኪ ምብልሻው እቲ መስመር፡ ኣብ ሰብን ተሽከርከርቲን ቀሊል ዘይኮነ ጉድኣት ክወርድ...
ኣብ ወርሒ ሕዳር 2019 ዝተጀመረ – ቀዳማይ ገጽ ህንጸት ስትራተጂያዊ ጽርግያ ዓዲ-ጓዕዳድ-ኣቑርደት ብጽቡቕ ይሰላሰል ከምዘሎ፡ ነቲ ፕሮጀክት ዝቈጻጸር ዘሎ – ካብ ሚኒስትሪ ህንጻ መሃንድስ ሳምሶን ተስፋይ ገሊጹ። ካብ ሓበላ ክሳብ ጨዔታት...
ጨንፈር ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን ዞባ ማእከል፡ ኣብ ንኡሳን ዞባታት በሪኽ፡ ጋላ-ነፍሒን ሰረጀቓን ንዝነጥፉ ኣባላት ሽማግለታት ኮም ዝሰረቱ ተሃድሶን ልምዓትን፡ ኣብ ስራሖም ዝሕግዞም ስልጠና ወዲቡ። ብ20 ለካቲት ኣብ ንኡስ ዞባ ሰረጀቓ ኣብ ዝተኻየደ ስልጠና፡...
ኣብ መንጎ ዓድታት ሊባንን ሓበላን፡ ብሰንኪ ናይ ሕርሻን መጋሃጫን መሬት – ን118 ዓመታት ዝቐጸለ ምስሕሓብ፡ ብ22 ለካቲት ኣብ ትንሽኣይ – ንኡስ ዞባ መንሱራ ኣብ ዝተኻየደ ጽምብል ብዕርቂ ደቂሱ። ኣብ’ቲ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስቲ፡ ነበርቲ...
Midday News in Tigrinya for February 25, 2020 – ERi-TV, Eritrea