ERi-TV, Eritrea – Arabic news for August 17, 2018
Archive - 2018
DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ: መደብ ሃብሮም: ዕላል ምስ መምህር ጊደዎን ኣባይ ኣስመሮም
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ: ዜና – 16 ነሓሰ 2018
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV, Eritrea – Arabic news for August 16, 2018
ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ደቡብ፡ ኣብ ምክልኻል ተመሓላለፍትን ዘይተመሓላለፍትን ሕማማት ብዕቱብ ይሰርሕ ከምዘሎ፡ ዛጊት ዝተሰላሰለ ንጥፈታት ድማ ዝምስገን ምዃኑ፡ ብ10ን 11ን ነሓሰ ኣብ ከተማ መንደፈራ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ተሓቢሩ። ሓላፊ’ቲ ጨንፈር ዶክተር ኣማኑኤል...
ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ምስ ናይ ስራሕ መሻርኽቱ ብምትሕብባር ኣብ ዝሓለፈ ሓሙሽተ ዓመታት – ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣንጻር ዑረት ብዘካየዶ ንጥፈታት፡ ንልዕሊ 3850 ዜጋታት ዕዉት መብጣሕቲ ሓበላ ከም እተገብረሎም፡ ንልዕሊ 6,350 ድማ መነጽር...
ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዞባ ዓንሰባ፡ ብ8ን 9ን ነሓሰ ኣብ ከተማ ከረን ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፡ ኣብ ዓመተ-ትምህርቲ 2017/2018 ንዝተሰላሰለ ንጥፈታት ድሕሪ ምግምጋም፡ ኣብያተ-ትምህርቲ ምድላዋተን ንምጅማር ሓድሽ ዓመተትምህርቲ ብኣጋ ከጻፍፋ ኣዘኻኺሩ። ወኪል...
ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብን ዝቘመ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ፡ ካብ 13 ክሳብ 15 ነሓሰ ኣብ ሪፓብሊክ ሶማልያ ዝገበሮ ምብጻሕ ዛዚሙ። ልኡኽ ኤርትራ ኣብ’ዚ ናይ ሰለስተ መዓልታት ዑደቱ፡ ምስ ፕረዚደንት...
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for August 16, 2018
ERi-TV, Eritrea – Shingrwa/ሸንግርዋ 2ይ መድረኽ – ደቀምሓረ – August 11, 2018