Archive - 2018

ዓማዊል ኮርፖረሽን ኤለክትሪሲቲ፡ ብ‘ውህሉል ክፍሊት’ የማርሩ

ዓማዊል ኮርፖረሽን ኤለክትሪሲቲ ኤርትራ፡ ብሰንኪ ጸገም ናይ’ቲ ትካል – ንነዊሕ ኣዋርሕ ተዋህሊሉ ዝጸንሐ ዕዳ፡ በብናይ ክልተ ኣዋርሕ ቅብሊት ንምድቕቓሱ ዝመጽእ ዘሎ ውህሉል ክፍሊት፡ “ወጽዓ ይኾነና ኣሎ” ክብሉ ቅሬታኦም ገሊጾም። እቶም ዓማዊል ንኤሪና ኣብ...

መንደፈራ – ዘራእቲ ኣብ ደረጃ ምሽዋትን ምውላድን በጺሑ

ኣብ ንኡስ ዞባ መንደፈራ፡ ሰፊሕ ዝርጋሐን ዓቐንን ዘለዎ ዝናብ ይሃርም ብምህላዉ፡ ኣብ 1600 ሄክታር ተዘሪኡ ዘሎ ኣእካልን ናይ ቅብኣ ኣዝርእትን ኣብ ትስፉው ደረጃ ከምዝበጽሐ፡ ክኢላ ልምዓት ብቚሊ ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ተወልደ ንጉሰ ሓቢሩ። ካብቲ በብዓይነቱ...

ቤ/ት ዋርሳይ-ይከኣሎ፡ ናይ 2018/2019 ኣካዳምያዊ ትምህርቲ ጀሚራ

ናይ 2ይ ደረጃ ትምህርቶም ንምዝዛምን ሃገራዊ ግቡኦም ንምፍጻምን ኣብ መላእ ሃገር ካብ ዝርከባ 104 ናይ 2ይ ደረጃ ኣብያተ-ትምህርቲ ናብ ሳዋ ዝወረዱ ኣባላት መበል 32 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት፡ ትማሊ 27 ነሓሰ ናይ ዓመተ-ትምህርቲ 2018/2019 ስሩዕ ኣካዳምያዊ...

Login

Categories