ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for August 29, 2018
Archive - 2018
ERi-TV, #Eritrea – Tigre News for August 29, 2018
ምርኢት ኣልባሳትን ሞያ ቅዲ ክዳንን ከም መግለጺ ሃገራዊ ባህልን መንነትን ንምምዕባሉ፡ ዝጸንሐ ውህሉል ጸጋታት ብምግምጋም ብዝለዓለ ሞያዊ ዓቕሚ ንምውዳቡ፡ ብ25 ነሓሰ ዓውደ-ዘተ ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ሓለፍቲ ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን፡ ኣብ’ቲ ዓውዲ ዝነጥፉ ዲዛይነራት፡...
ሓረስቶት ንኡስ ዞባ ሓጋዝ፡ 80 ሚእታዊት ዘራእቶም ኣብ ጽቡቕ ደረጃ ከምዝበጽሐ ገሊጾም። ኣብ ቤት-ጽሕፈት ሚኒስትሪ ሕርሻ’ቲ ንኡስ ዞባ ክኢላ ልምዓት ብቚሊ ኣቶ ጠዓመ ማሉ፡ ክሕረስ ዝግብኦ ስፍሓት መሬት ኣብ’ቲ ንኡስ ዞባ – 18,118 ሄክታር ምዃኑ፡ እቲ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ሃይኮታ ዝተሃንጻ ራህያታት እኹል ማይ ብምሓዘንን ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ዝተኸለሉ መግሃጫታት እኹል ሳዕሪ ብምቋሎምን፡ ኣብ ምስሳን ጥሪት እወታዊ ድርኺት ይምዝገብ ከምዘሎ፡ ጓሶትን ሓረስቶትን ሓቢሮም። ኣብቲ ንኡስ ዞባ ሰለስተ ራህያታት፡ 1300...
ERi-TV, Eritrea – Arabic News for August 29, 2018
ERi-TV, #Eritrea – Tigre News for August 28, 2018
ERi-TV, Eritrea – ሄራር ፡ ሓጺን እብ ሓጺን፡ ወኣዳም እብ መዓጾም
ERi-TV, Eritrea – Arabic News for August 28, 2018
ERi-TV, #Eritrea – ልዝብ መንእሰያት፡ ረቒቕ ባህላዊ ውርሻ – Students discuss preserving cultural heritage
ERi-TV, Eritrea – ልዝብ መንእሰያት፡ ረቒቕ ባህላዊ ውርሻ – Fine Arts students discuss preserving cultural heritage