Archive - 2018

ሚኒስትሪ ትምህርቲ፡ ዓመታዊ ገምጋም ስራሕ ኣካዪዱ

ሚኒስትሪ ትምህርቲ፡ ብ29ን 30ን ነሓሰ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፡ ኣብ ዞባታት ናይ ዝርከባ ጨናፍሩ ከምኡ’ውን ቤት-ትምህርቲ ካልኣይ ደረጃ ዋርሳይ ይከኣሎን ማእከል ሞያዊ ስልጠናን፡ ዓመታዊ ገምጋም ስራሕ ኣካዪዱ። ኣብ’ቲ ኣኼባ፡ ኣብ ዓመተ-ትምህርቲ...

ሚኒስትሪ፡ ዒላታት ብፍቓድን መጽናዕትን ጥራይ ክኰዓቱ ከምዝግባእ የገንዝብ

ዒላታት ብፍቓድን መጽናዕትን ዝምልከቶ ኣካል ጥራይ ክኰዓቱ፡ ሚኒስትሪ መሬት፡ ማይን ኣከባብን ኣዘኻኺሩ። እቲ ሚኒስትሪ ኣብ ሓበሬታኡ፡ ኣብ ዝተፈላለየ እዋናትን ቦታታትን ኣብ ዒላታት ናይ ምድፋን ስጉምቲ ዝውሰድ – ንኣዋጅ ሕጊ ማይ ቊጽሪ 162/2010ን...

ባንክ ኤርትራ፡ ኣብ ኣተሓሕዛ ባጤራ ዝርአ ሸለልትነት ክውገድ ጸዊዑ

ሃገራዊ ባጤራ ናቕፋ፡ መግለጺ መንነትና፡ እንታይነትና፡ ታሪኽናን መልክዕናን ስለዝኾነ፡ ከምኡ’ውን ንምሕታሙ ከቢድ ወጻኢታት ስለዝሓትት፡ ኣብ ኣተሓሕዛኡ ዝርአ ሸለልትነት ክውገድ – ሃገራዊ ባንክ ኤርትራ ጸዊዑ። ኣብ ሃገራዊ ባንክ ኤርትራ ኣካያዲ ስራሕ ክፍሊ...

“ሓድሽ መድረኽ ሰላም፡ ብቑዓት ዜጋታት ኣብ ምዂስኳስ ኣስተዋጽኦ ክህልዎ እዩ”ሚኒስተር ትምህርቲ

እንኣትዎ ዘሎና ሓድሽ መድረኽ ሰላም፡ ብልዑል ተወፋይነትን ተበላሓትነትን ብሉጽ ስርዓተ-ትምህርቲ ብምህናጽ፡ ራኢ ሃገር ዘስምሩ ብቑዓት ዜጋታት ኣብ ምዂስኳስ ዓቢ ኣስተዋጽኦ ከምዝህልዎ፡ ሚኒስተር ትምህርቲ ኣቶ ሰመረ ርእሶም ገሊጹ። ሚኒስተር ሰመረ ነዚ ዝገለጸ፡ ትማሊ...

Login

Categories