ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for September 10, 2018
Archive - 2018
DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ: ዜና – 10 መስከረም 2018
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV, #Eritrea: Hamid Idris Awate’s story – book released at Festival Eritrea Expo
ሓምድ እድሪስ ዓዋተ – መጽሓፍ ኦርደር ንምግባር ኣብዚ ጠውቑ – Hamid Idris Awate’s book can be purchased either from Amazon or Hdri Media: Tigrinya Version – Tigre...
ነበርቲ ምምሕዳር ከባቢ ዓዲ-ንኣምን – ንኡስ ዞባ ሎጎ-ዓንሰባ፡ ብጋንታታት ተወዲቦም ኣብ ምጽጋን ጽርግያን ምዕቃብ ሓመድን ማይን ዘተኰረ ሰፊሕ ወፈራዊ ልምዓት የካይዱ ኣለዉ። በቲ ንመዓልቲ ኣስታት 300 ጉልበት ሰብ ዝሳተፎ ዘሎ ወፈራታት፡ ኣብ መስመር...
ኣብ ምምሕዳራት ከባቢ ኣውህነ፡ መንደፈራ፡ ዓዲ-ለጂን ደርዓን – ንኡስ ዞባ ዓዲ-ቐይሕ፡ ምርጫ ኣመሓደርቲ ከባቢ፡ ኣካየድቲ ስራሕን ኣነባበርቲ ዓድን ተኻዪዱ። ኣመሓዳሪ ናይ’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ሃብታይ ተስፋዝጊ ኣብ’ቲ ኣጋጣሚ ኣብ ዘስመዖ ቃል፡ ዝተመርጹ...
ኤርትራውያን ተቐማጦ ጅዳ – ስዑዲ-ዓረብን ሎስ-ኣንጀለስ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን፡ ዝኽሪ መበል 57 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ ጸምቢሎም። ማሕበረ-ኮም ኤርትራ ኣብ ጅዳን ከባቢኣን ብ30 ነሓሰ ኣብ ዘካየዶ ናይ ዝኽሪ መደብ፡ ሓላፊ...
ERi-TV, #Eritrea: መደብ መን ይኸእሎ – How To Make Sheya (hot stone cooking) – ሸያ ከመይ ጌርካ ትሰርሖ
ERi-TV, #Eritrea: መደብ መን ይኸእሎ – How To Make Sheya (hot stone cooking) – ሸያ ከመይ ጌርካ ትሰርሖ
ERi-TV, Eritrea, ሓተታ/Editorial: ናይ ሓባራዊ ዕብየት – September 8, 2018
ጅሮም – ክፋል 19 – Unauthorized distribution of ERi-TV content is strictly prohibited. To subscribe to ERi-TV & DimTsi Hafash live streaming visit To access...
ERi-TV, #Eritrea – Shingrwa/ሸንግርዋ 2ይ መድረኽ – ጋሽ ባርካ – September 08, 2018
ERi-TV, #Eritrea – Shingrwa/ሸንግርዋ 2ይ መድረኽ – ዞባ ማእከል – September 08, 2018 … Unauthorized distribution of ERi-TV content is strictly prohibited. To...