Archive - 2018

ኣመሓዳሪ ዞ/ዓንሰባ ኩነታት ዘራእቲ ን/ዞባ ገለብ ተዓዚቡ

ኣመሓዳሪ ዞባ ዓንሰባ ኣቶ ዓሊ ማሕሙድ፡ ሓረስቶት ዘራእቶም ኣብ ቆፎኡ ክሳብ ዝኣቱ፡ ካብ ባልዕን ጸያቕ ማዕጺድን ክሕልዉ ኣዘኻኺሩ። ኣቶ ዓሊ፡ ብ8 ጥቅምቲ ኩነታት ዘራእቲ ንኡስ ዞባ ገለብ ተዘዋዊሩ ተዓዚቡን፡ ምስ ነበርቲ ዘትዩን። ኣቐዲምካ ዝግበር ምድላዋትን...

ኤርትራ፡ ኣባል ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ኮይና ተመሪጻ

ኤርትራ፡ ኣባል ናይ’ቲ ጀኔቫ ዝመደበሩ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኮይና ከተገልግል፡ ትማሊ 13 ጥቅምቲ ብሓፈሻዊ ባይቶ ናይ’ቲ ውድብ ተመሪጻ። ኣብ’ዚ ካብ ዝመጽእ ባሕቲ ጥሪ 2019 ስርሑ ዝጅምር ባይቶ፡ ንሰለስተ ዓመታት ንኣህጉር ኣፍሪቃ ወኪለን...

Login

Categories