Archive - 2018

ሃ.ማ.ሓ.ስ.ኲ.ኤ ብሩራዊ ኢዮበልዩ ምምስራቱ ጸምቢሉ

ሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ (ሃ.ማ.ሓ.ስ.ኲ.ኤ)፡ ‘መብጽዓ ንብሩህ መጻኢ’ ብዝብል ቴማ መበል 25 ዓመት ምምስራቱ፡ ትማሊ 17 ጥቅምቲ ኣብ ኣስመራ – ሆቴል ኣስማራ ፓላስ ጸምቢሉ። ኣብ’ቲ ሚኒስተራት ዝርከቡዎም ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን...

ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራን ኢትዮጵያን ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምፍጻም ሞቓዲሾ ኣትዮም

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁን፡ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምፍጻም፡ ትማሊ 17 ጥቅምቲ ሞቓዲሾ – ርእሰ ከተማ ሶማልያ ኣትዮም። ክልቲኦም ሚኒስተራት...

Login

Categories