Archive - 2018

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ኣብ ታሪኻዊ ስምምዕ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘተኰረ ቃለ-መሕትት ኣካዪዱ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ንታሪኻዊ ስምምዕ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ተኸቲሉ፡ ኣብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ኣብ ዝተኸስተ ፍጻመታትን ምዕባለታትን ዘተኰረ ቀዳማይ ክፋል ቃለ-መሕትት፡ ትማሊ 3 ሕዳር ካብ ሰዓት 8፡00 ምሸት ምስ ማዕከናት ዜና ውሽጢ ሃገር ኣካዪዱ።...

ጋሽ-ባርካ – ኣብ ውሁድ ኣገባብ ምክልኻል ባልዓት ኣስተምህሮ ተዋሂቡ

ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ሰብ ሞያ ሕርሻን ሓረስቶትን ክኽተልዎ ብዛዕባ ዝግባእ ውሁድ ኣገባብ ምክልኻል ባልዓት ዘራእቲ ብሓፈሻ፡ ሳጋሚ ባርኖስ ቀውዒ ድማ ብፍላይ ንምምዕባል ዝዓለመ ኣስተምህሮ ተዋሂቡ። እቲ ኣብ ከተማታት ኣቑርደት፡ ተሰነይን ባረንቱን ንልዕሊ 170 ሰብ...

Login

Categories